ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ኣብ ኢንዶነዥያ፡ ኣሓት ብሮሹር ንኣምላኽ ስምዓዮ ተጠቒመን ይሰብካ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ለካቲት 2016

ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት

ንቕሑ!ንኣምላኽ ስምዓዮን ንምብርካት ዚኸውን ሓሳባት። ነቲ ኣብነታት ተጠቒምካ ናይ ገዛእ ርእስኻ ኣቀራርባታት ኣዳሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነህምያ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ፍቕሪ ነበሮ

እቲ ንመካበብያ የሩሳሌም ዳግም ንምህናጽን ናይ ሓቂ ኣምልኾ ንምስፍሕፋሕን እተገብረ ጻዕሪ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ። (ነህምያ 1-4)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ነህምያ ብሉጽ ሓላዊ ነበረ

ንእስራኤላውያን ብናይ ሓቂ ኣምልኾ ኺሕጐሱ ሓገዞም። ነቲ ስእልታት ተጠቒምካ፡ ነቲ ኣብ ቲሽሪ 455 ቅ.ክ. ዝነበረ ፍጻመታት ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ። (ነህምያ 8:1-18)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

እሙናት ኣምለኽቲ ንቲኦክራስያዊ ስርዓታት ይድግፉ

ብግዜ ነህምያ፡ ህዝቢ የሆዋ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ብፍታዎም ደጊፎምዎ። (ነህምያ 9-11)

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣዝዩ ዝበለጸ ህይወት

ኣብ ውድብ የሆዋ ዘለዉ መንእሰያት ዜዕግብ ህይወት ኪህልዎም ዜኽእሎም ብዙሕ ኣጋጣሚታት ኣለዎም። ብዛዕባ እታ ቪድዮ ንምምይያጥ፡ ነቲ ሕቶታት ተጠቐመሉ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ካብ ነህምያ እንረኽቦ ጠቓሚ ትምህርቲ

ነቲ ነህምያ ንናይ ሓቂ ኣምልኾ ኺሕለቐሉ ኢሉ ብትብዓት ዝወሰዶ ስጕምቲ ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ። (ነህምያ 12-13)

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ክልኻ ንዘለዉ ዅሎም ሰባት ናብ በዓል ዝኽሪ ዓድሞም!

ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ 2016 ንምዕዳል ዚኸውን ኣቀራርባ። ነቲ እተራእየ ተገዳስነት ንምዅስኳስ ነዚ ዚስዕብ ነጥብታት ተጠቐም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣስቴር ንህዝቢ ኣምላኽ ተሓለቐትሎም

ነቲ ንህዝቢ የሆዋ ኽትሕለቐሎም ኢላ ዘርኣየቶ ዜደንቕ ትብዓት ኣብ ኣእምሮኻ ስኣሎ። (ኣስቴር 1-5)