ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’

‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’ (1ይ ክፋል)

‘ኣምላኽ ብርግጽ ጐይታን ክርስቶስን ገይርዎ’ (1ይ ክፋል)

ኣምላኽ ንየሱስ፡ ጐይታን ክርስቶስን ከም ዝገበሮ ዘእመነካ እንታይ እዩ፧ ነቲ ዜደንቕ መርትዖታት እሞ ርኣዮ።

 

ብዝያዳ ፍለጥ

የሱስ ክርስቶስ—እቲ ተስፋ እተገብረሉ መሲሕ

የሱስ ንዅሉ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መሲሕ ዚንበዮ ትንቢታት ፈጺምዎ እዩ። እዚ ትንቢታት እዚ ብኸመይ ብዝርዝር ከም እተፈጸመ ኻብ መጽሓፍ ቅዱስካ ኣረጋግጽ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ መሲሕ እንታይ ይብል፧

እቲ መሲሕ፡ ግዲኡ ቕድሚ ምፍጻሙ ኸም ዚመውት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብትንቢት ተገሊጹ ኸም ዘሎ ትፈልጥዶ፧

የሱስ—መገድን ሓቅን ህይወትን

ኣብዛ መጽሓፍ እዚኣ ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ብዛዕባ ህይወት የሱስ ዚገልጽ ነፍሲ ወከፍ ፍጻመታት ኣንብብ።