ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

“ኦ የሆዋ፡ . . . ብኣኻ እእመን እየ”

ህዝቅያስ ነቲ ኻብ ኵሉ ሸነኽ ዘጋጠሞ ጸቕጥታት ተጻዊሩ ኸመይ ገይሩ ብእምነትን ብተኣማንነትን ውሳነታት ከም ዝገበረ፡ እዚ እውን ንዅሎም ህዝቡን ነዞም ሎሚ ንየሆዋ ዜገልግሉን ከመይ ኢሉ ኣብነት ከም ዚዀኖም ርአ።