ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ

የሱስ፡ “ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ” ኢሉ ኣስታት 2,000 ዓመት ይገብር ዝሃቦ መጠንቀቕታ፡ ሕጂ ዝያዳ ኣገዳስነት ኣለዎ። ብራያንን ግሎርያን ነቲ የሱስ ዝሃቦ መጠንቀቕታ ሰሚዖም፡ ከመይ ገይሮም ንስድራ ቤቶም ከም ዘዕቍቡ ርአ።

ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ—1ይ ክፋል

ኣብዚ ግዜና ዘለዉ ክርስትያን ስድራ ቤት፡ ንኣምላኽ እሙናት ኪዀኑን ደድሕሪ ገንዘብ ኪጐይዩን ብምፍታኖም ከመይ ኢሎም ኣብ መዋጥር ኣትዮም፧

ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ—2ይ ክፋል

ንመንፈሳዊ ዓይንና ኣዐዊሩ ኣብቲ እንምርሓሉ መንፈሳውን ስነ ምግባራዊን ስርዓታት ከም እንለማለም ኪገብረና ዚኽእል እንታይ እዩ፧

ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ—3ይ ክፋል

የሱስ ታሪኽ ሰበይቲ ሎጥ እተዛረበ፡ ንመለበሚና ኢሉ እዩ። እንተ ትእዘዝ ነይራ ኣይምጠፍአትን፣ ንሕናኸ ስለምንታይ መጥፍኢና እንገብር፧