ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

‘ንዘይንርእዮ ኢና ተስፋ እንገብር’

ሰይጣን ንንጽህናና ኼበላሹን ተስፋ ኬቝርጸናን እዩ ዚደሊ። ከመይ ጌርና ኢና ንጽህናናን ሚዛንናን ክንሕሉ እንኽእል፧

‘ንዘይንርእዮ ኢና ተስፋ እንገብር’—መእተዊ

ኣብዚ ግዜና ዚርከቡ ሓደ ስድራ ምስቲ ኣብ መጽሓፍ እዮብ ተጠቒሱ ዘሎ ዚመሳሰል ፈተናታት ኣጓኒፍዎም። ነቲ ኸምቲ ንዓታቶም ዘጋጠሞም ዝኣመሰለ ንእምነትና ዚፍትን ፈተናታት ብሓገዝ የሆዋ ኽንሰግሮ ንኽእል ኢና።

‘ንዘይንርእዮ ኢና ተስፋ እንገብር’

እዛ መሳጢት ቪድዮ እዚኣ፡ ንጽህናኻ ኽትሕሉን ነቲ ኣምላኽ ዘተስፈወካ ተስፋ ኣጽኒዕካ ኽትሕዞን ክትሕግዘካ እያ።