ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር—ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንምክፋል እተወደቡ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ንምስባኽ ካብ ዚውደቡ፡ ልዕሊ 100 ዓመት ገይሮም ኣለዉ። ነቲ መልእኽቶም፡ ብኣማእታት ቋንቋታትን ኣብ ልዕሊ 200 ሃገራትን እዮም ዚዝርግሕዎ። እዚ ዕዮ እዚ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ኣብ መላእ ዓለምከ ብኸመይ እዩ ዚካየድ፧ እዛ ቪድዮ እዚኣ፡ ብዛዕባ እቲ ዓለምለኻዊ ንጥፈታትና ብምግላጽ፡ ነቲ ኣብ ላዕሊ እተላዕለ ሕቶታት ትምልሶ።