ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

“ሓንቲ ቓል እኳ ኣይወደቐትን”

እቲ እስራኤላውያን ኣብ በረኻ ዝገበርዎ ጕዕዞ ተወዲኡ እዩ ነይሩ። እታ እስራኤላውያን ንነዊሕ እዋን ሃረር ኢሎም ዚጽበይዋ ዝነበሩ ምድሪ ተስፋ ድማ ኣብ ቅድሚኦም ነበረት። እሞኸ እስራኤላውያን ኣብ ትሕቲ መሪሕነት እያሱ ዀይኖም ትእዛዝ የሆዋ ምሉእ ብምሉእ ብምሕላው፡ እቲ የሆዋ ዘተስፈዎ ተስፋታት ኪፍጸም ከሎ ኺርእዩ ድዮም፧ እዚ ጸብጻብ እዚ፡ ቃል ኣምላኽ ኣብዚ ግዜና እውን ከም ዚፍጸም ንዘሎካ ምትእምማን ብኸመይ ከም ዜደልድሎ ርአ።