ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት

 መዝሙር 147

ፍሉይ ጥሪት

ፍሉይ ጥሪት

ኣራግፍ

(1 ጴጥሮስ 2:9)

  1. ሓድሽ ፍጥረት ኣምላኽ’ዮም፡

    ዝረኸቡ ስምረቱ፣

    ካብ ደቂ ሰብ ዓዲጉ፡

    ዘርኣዮም ምሕረቱ።

    (ኣዝማች)

    ንስምካ ዚዀኑ

    ህዝቢ’ዮም ፍሉይ ጥሪት፡

    ምስጋና ውዳሰ

    ወትሩ ዜቕርቡ ሕሩይ ዓሌት።

  2. ቅዱስ ህዝቢ ኣምላኽ’ዮም፡

    ናቱ ኣማን ብኣማን፣

    ዝወጹ’ዮም ካብ ጸልማት፡

    ናብ ዜገርም ብርሃን።

    (ኣዝማች)

    ንስምካ ዚዀኑ

    ህዝቢ’ዮም ፍሉይ ጥሪት፡

    ምስጋና ውዳሰ

    ወትሩ ዜቕርቡ ሕሩይ ዓሌት።

  3. ይምስክሩ ብጽንዓት፡

    ይሰብኩ’ውን ተጊሆም።

    መዝነቶም የኽብሩ፡

    ይሕልዉ ቓሎም።

    (ኣዝማች)

    ንስምካ ዚዀኑ

    ህዝቢ’ዮም ፍሉይ ጥሪት፡

    ምስጋና ውዳሰ

    ወትሩ ዜቕርቡ ሕሩይ ዓሌት።