ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንየሆዋ ዘምሩሉ—ሓድሽ መዝሙራት

 መዝሙር 146

ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ

ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ

ኣራግፍ

(ቴዎስ 25:34-40)

  1. የሱስ ዝጓሳኦም ካልኦት ኣባጊዕ፡

    ንኣሕዋት ክርስቶስ ይድግፍዎም፡

    ኵሉ ዚገብርዎ

    ንምጽንናዖም፡

    ይጽብጽቦ’ዩ ምእንቲ ኺፈድዮም።

    (ኣዝማች)

    “እንተ ሓጊዝኩምዎም፡ ትሕግዙኒ፡

    እንተ ’አንጊድኩምዎም፡ ተአንግዱኒ፡

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ፡

    ’ተ ለዊህኩምሎም፡ ትልውሁለይ።

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ።”

  2. “ክጠሚ ኸለኹ፡ ዚብላዕ ሂብኩምኒ፡

    ኣብ እዋን ጽምአይ’ውን ’ወ ኣስቲኹምኒ።”

    “መዓስ ኢና ዝገበርናልካ፧”

    ምስ በሉ፡

    ንጉስ መለሰ ዘርዚሩ ንዅሉ፦

    (ኣዝማች)

    “እንተ ሓጊዝኩምዎም፡ ትሕግዙኒ፡

    እንተ ’አንጊድኩምዎም፡ ተአንግዱኒ፡

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ፡

    ’ተ ለዊህኩምሎም፡ ትልውሁለይ።

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ።”

  3. “ብእምነት ዓዪኹም፡ ጌርኩም ኢኹም ሰናይ፡

    ሰቢኽኩም ብትግሃት ኣብ ጐድኒ ’ሕዋተይ።”

    ነቶም ኣባጊዑ’ውን

    ይብሎም መሊሱ፦

    “ምድርን ናይ ሓቂ ህይወትን ውረሱ።”

    (ኣዝማች)

    “እንተ ሓጊዝኩምዎም፡ ትሕግዙኒ፡

    እንተ ’አንጊድኩምዎም፡ ተአንግዱኒ፡

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ፡

    ’ተ ለዊህኩምሎም፡ ትልውሁለይ።

    ዝገበርኩምሎም’ዩ ዝገበርኩምለይ።”