ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንየሆዋ ‘ብታሕጓስ ዘምሩሉ’

 መዝሙር 120

ከም ክርስቶስ ልኡማት ንኹን

ኣውድዮ ሕረ
ከም ክርስቶስ ልኡማት ንኹን
ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

(ማቴዎስ 11:28-30)

  1. 1. ጐይታ’ኳ ’ተ ዀነ የሱስ ክርስቶስ፡

    ኣይተመላለሰን ከቶ ብትዕቢት፣

    ዋላ’ኳ ’ተ ተዋህቦ ዓብዪ ዕዮ፡

    ወትሩ ልኡም ነይሩ፡ ልቡ’ውን ትሑት።

  2. 2. ንእተደቝሱ፡ ንዚጽዕሩ ዅሎም፡

    ‘ንዑ’ ኢልዎም መታን ኪጾረሎም፣

    መንግስቱ ’ተ ደልዮም፡ ንሱ የዕርፎም፣

    ትሑት ንዝልቦም ስለ ዚፈትዎም።

  3. 3. የሱስ ምሂሩና ኣሕዋት ምዃንና፣

    ወትሩ ኽንመላለስ ብትሕትና።

    የሆዋ ንዓቃላት ክብ የብሎም፣

    ገነት ’ትኸውን ምድሪ የረስትዮም።