ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ መስከረም 2015

ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧

እንታዎት ምዃኖም ንኽትፈልጥ፡ ንዓታቶም ዘይትሓትቶም፧

ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታዎት እዮም፧

ኣረኣእያኻ ምስቲ ኣብዛ ዓንቀጽ እዚኣ እተጠቕሰ ርእይቶታት ዚመሳሰል ድዩ፧

ናይ የሆዋ መሰኻኽር ከመይ ዝበሉ ሰባት እዮም፧

ኣበይ ክትረኽበና ኸም እትኽእል ምፍላጥካ የገርመካ ይኸውን።

ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ እዮም ዚኣምኑ፧

ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎና መሰረታዊ እምነት ንዅሉ እምነትና ይጸልዎ እዩ።

ዕዮና ብኸመይ እዩ ዚምወል፧

እቲ ገንዘብ ካበይ እዩ ዚመጽእ፧ ኣብ ጥቕሚ ዚውዕልከ ብኸመይ እዩ፧

ስለምንታይ ኢና እንሰብኽ፧

ዓለምለኻዊ ዕዮ ስብከት እነካይደሉ ሰለስተ ቐንዲ ምኽንያታት ኣለና።

ካብ ቍንጅና ዚበልጽ ነገር ረኸብኩ

ሚና ሃን ጎደንዚ ኣብ ውሽጢ ሓንቲ ምሸት ኣዝያ ህብብቲ ሰብ ኰነት፣ ቅድሚኡ ግና ተራ ጐርዞ እያ ነይራ። ይኹን እምበር፡ እዚ ሓድሽ ህይወታ ኸምቲ እትሓስቦ ዝነበረት ኰይኑ ኣይረኸበቶን።

መጽሓፍ ቅዱስ በዴል—ንዝሓሸ ምርዳእ መጽሓፍ ቅዱስ ንእሽቶ ስጕሚ

ን300 ዓመት ዚኣክል ብቛንቋ ኣይርላንድ እተተርጐመ እንኮ መጽሓፍ ቅዱስ

ብኣምላኽ ጕሂኻ ዲኻ፧

“ኣምላኽ ከምዚ ኼጋጥመኒ ዝፈቐደ ስለምንታይ እዩ፧” ኢልካ ሓቲትካዶ ትፈልጥ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧