ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ግንቦት 2015

መወዳእታ ቐሪቡ ድዩ፧

“መወዳእታ ቐሪቡ እዩ!” ዚብላ ቓላት ክትሰምዕ ከለኻ ኣብ ኣእምሮኻ እንታይ እዩ ዚመጸካ፧ እቲ ኼጋጥም እትጽበዮ ነገር የጨንቐካ ድዩ፧

“መወዳእታ” እንታይ ማለት እዩ፧

እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ “መወዳእታ” ዚህቦ ሓሳብ፡ ብሓቂ ብስራት ምዃኑስ ትፈልጥዶ፧

መወዳእታ ዓለም ቀሪቡ ድዩ፧

ነቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተገሊጹ ዘሎ ኣርባዕተ መዳያት ዝሓቘፈ ምልክት ግዜ መወዳእታ መርምር።

ብዙሓት ካብ ጥፍኣት ኪድሕኑ እዮም—ንስኻ እውን ክትድሕን ትኽእል ኢኻ

ይኹን እምበር፡ ብኸመይ፧ ንመዓልቲ ጥፍኣት ኣቐዲምካ ስንቅኻ ብምእካብ ወይ ኣካላዊ ምድላዋት ብምግባር ድዩ፧

ትፈልጥዶ፧

ስነ ጥንቲ ንጸብጻብ መጽሓፍ ቅዱስ ይድግፎ ድዩ፧ ኣናብስ ካብ በረኻ እታ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነበረት ቅድስቲ ሃገር ዝጠፍኡ መዓስ እዮም፧

የሆዋ መሓርን ይቕረ በሃልን ምዃኑ ተመሃርኩ

ንኖርማንድ ፔለትየር፡ ንሰባት ምትላል ከም ወልፊ ሓሽሽ እዩ ዀይንዎ። ይኹን እምበር፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ሓንቲ ጥቕሲ ድሕሪ ምንባቡ ነብዐ።

“ኣነዶ ኣብ ክንዲ ኣምላኽ እየ፧”

ስድራ ቤትካ ቕንኢ፡ ጥልመት፡ ወይ ጽልኢ ኣጋጢምዋዶ ይፈልጥ፧ ከምኡ እንተ ኣጋጢምዋ፡ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ታሪኽ ዮሴፍ ኪጠቕመካ ይኽእል እዩ።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

መዓልቲ ፍርዲ ን1,000 ዓመት እትቕጽል ስለምንታይ እያ፧