ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ሰነ 2014

ኣምላኽ ንምትካኽ ሽጋራ ብኸመይ ይርእዮ፧

ሓሳባት ኣምላኽ ምፍላጥካ ንኸተቋርጽ ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ

ዓለምለኻዊ ለበዳ

ንምቅላሱ ብርቱዕ ጻዕሪ እኳ እንተ ተገብረ ዚቕጽል ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧

ኣምላኽ ንምትካኽ ሽጋራ ብኸመይ ይርእዮ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንትምባኾ ኣይጠቅስን እዩ፣ ብኸመይ ደኣ ኢና እሞ ኽንፈልጥ እንኽእል፧

ንእንጌራ ህይወት ጥዒምካዮዶ፧

የሱስ ብዛዕባ ርእሱ፡ እንጌራ ህይወትን ካብ ሰማይ ዝወረደ እንጌራን ከም ዝዀነ እተዛረበ ስለምንታይ እዩ፧

ኣቦሓጎታተይ እንታይ ተስፋ ኣለዎም፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣምላኽ ንሓጥኣን እውን ካብ ሞት ከም ዜተንስኦም ይገልጽ እዩ። ስለምንታይ እዩ ኸምኡ ዚገብር፧

ኣብ መበል 16 ዘመን ዝነበሩ ሰለስተ ደለይቲ ሓቂ፡ እንታይ ረኺቦም፧

ካፒቶን ሰላርየስን ካምፓኑስን፡ ምስ ቤተ ክርስትያን ካቶሊክን ምስ ደለይቲ ተሓድሶን ዜጋጭዎም ነገራት ገይሮም እዮም።

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

እቲ ምድርና እተፈጥረትሉ ዕላማ ኺፍጸም ድዩ፧