ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ታሕሳስ 2013

ኣምላኽ የድልየና ድዩ፧

ብዙሓት ሰባት ኣምላኽ ከም ዘየድልዮም፡ ወይ ከኣ ብዛዕባኡ ኺጭነቑ ግዜ ኸም ዘይብሎም ኰይኑ ይስምዖም። ንኣምላኽ ምፍላጥ ረብሓ ኣለዎዶ፧

እዛ ሕቶ እዚኣ እተገድስ ስለምንታይ እያ፧

ብኣምላኽ ከም ዚኣምኑ ዚገልጹ ሓያሎ ሰባት፡ ብዚገብርዎ ውሳነታት ብህላወ ኣምላኽ ከም ዘይኣምኑ ዘርእይሉ ገለ ምኽንያታት ርአ።

ኣምላኽ ዜድልየና ስለምንታይ እዩ፧

ምስ ኣምላኽ ርክብ ምግባር፡ ዜሐጕስን ትርጕም ዘለዎን ህይወት ንኽትነብር ብኸመይ ከም ዚሕግዘካ መርምር።

ንየሆዋ ምግልጋል ሞያይ ገበርክዎ

ቢል ዋልደን፡ መሃንድስ ስነ ህንጻ ኪኸውን ሒደት ኣዋርሕ ምስ ተረፎ፡ ምሉእ ብምሉእ እተፈልየ ሞያ ኺስዕብ መረጸ። ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልጋሊ ኣምላኽ ምዃን ንህይወቱ ብኸመይ ከም ዝቐየሮ ኣንብብ።

“እንሆ፡ ንዅሉ እሕድሶ ኣለኹ”

ስቓይን መከራን ሞትን ኣብ ዘይብላ ዓለም ክትነብር ትደሊዶ፧ ኣምላኽ ንመብጽዓኡ ብኸመይ ከም ዚፍጽሞ ፍለጥ።

‘ካብ ኣኽራን፡ ነሓሲ ኽትኵዕት ኢኻ’

ኣብ ቀረባ እዋን እተረኽበ ስነ ጥንታዊ ርኽበት፡ ብዛዕባ እቲ ነሓሲ ብግዜ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ጥቕሚ ዚውዕለሉ ዝነበረ መገዲ የብርህ።

ንየሱስ ክርስቶስ ብኸመይ ኢና ኽንዝክሮ ዘሎና፧

ንየሱስ ከም ሕጻን ጌርና ጥራይ ዲና ኽንዝክሮ ዘሎና፧ እቶም “ሰብ ጥበብ” እንታዎት እዮም ነይሮም፧ ሕጂ የሱስ እንታይ ይገብር ኣሎ፧

መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ

ዕላማ ምምላስ ክርስቶስ እንታይ እዩ፧ የሱስ ብኸመይ እዩ ዚምለስ፧ ሽዑኸ እንታይ እዩ ኺገብር፧

ኣብ ኢንተርነት ዝወጸ ተወሳኺ ዓንቀጻት

ስለምንታይ ኢኹም ናይ የሆዋ መሰኻኽር ተባሂልኩም፧

ምንጪ ስምና እንታይ ምዃኑ ኣንብብ።