ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) ጥቅምቲ 2015

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 30 ሕዳር ክሳዕ 27 ታሕሳስ 2015 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

‘ነዞም ከምዚኣቶም ዝኣመሰሉ ኣኽብርዎም’

ሓገዝቲ ኮሚተታት ኣመሓዳሪ ኣካል መነመን እዮም፧ እንታይ እዮም ዚገብሩ፧

ኢድ ኣምላኽ ኣብ ህይወትካ ትርኢ ዲኻ፧

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ “ኢድ” ኣምላኽ ኺብሃል ከሎ፡ እንታይ የመልክት፧

“እምነት ወስኸና”

ብኢደ ወነንና እምነት ከነማዕብል ንኽእል ዲና፧

ብንእስነቱ ዝገበሮ ውሳነ ኣየጣዓሶን

እቲ ኣብ ሕብረት ሶቭየት ኣብ ትሕቲ እገዳ ዀይኑ ንየሆዋ ብተኣማንነት ዘገልገለ ኒኮላይ ዱቦቪንስኪ፡ ካብ ቤት ማእሰርቲ ዚኸብድ ዕዮ ተዋሂብዎ ነይሩ።

ከየስገልካ ንየሆዋ ኣገልግሎ

60 ዓመት ይገብር፡ ግምቢ ዘብዐኛ ሕጂ ብልክዕ እተፈጸመ ነገር ገሊጻ ነይራ

ብዛዕባ መንፈሳዊ ነገራት ብቐጻሊ ኣስተንትን

መጽሓፍ ቅዱስ እንተ ተኸልኪልካ እውን፡ መንፈሳዊ ምግቢ ብቐጻሊ ኽትምገብ ትኽእልዶ፧

ናብ ኣምላኽ ምቕራብ ይሕሸኒ

ሳራ መይጋ ጓል ትሽዓተ ዓመት ምስ ኰነት፡ ኣካላዊ ዕቤት ምግባር እኳ እንተ ኣቋረጸት፡ መንፈሳዊ ዕቤት ትገብር ነበረት።

‘ገርሂ ሰብ ንዅሉ ቓል ይኣምን’

ነቲ ዚመጸካ ሽጣራታትን ናይ ሓሶት ወረን መታለሊታትን ካልእ ናይ ሓሶት ሓበሬታን ከተለልዮ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧