ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) መስከረም 2015

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 26 ጥቅምቲ ኽሳዕ 29 ሕዳር 2015 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ናብ ብጽሕና ክርስቶስ ትበጽሕዶ ኣለኻ፧

ንየሆዋ ዘገልገልናሉ ንውሓት ግዜ ብዘየገድስ፡ ብመንፈሳዊ ቐጻሊ ዕቤት ክንገብር ንኽእል ኢና።

ሕልናኻ ዜተኣማምን መምርሒ ዚህብ ድዩ፧

ብዛዕባ ክንክን ጥዕናናን መዘናግዕን ዕዮ ስብከትን ጥበባዊ ውሳነታት ክትገብር ከመይ ገይሩ ኸም ዚሕግዘካ ርአ።

“ኣብ እምነት ጽንዑ”

ካብቲ ጴጥሮስ ብማየ ማይ ኪኸይድ ዝፈተነሉ ኣጋጣሚ፡ ብዛዕባ እምነት እንታይ ንማሃር፧

የሆዋ ብኸመይ እዩ ዜፍቅረና፧

የሆዋ ኸም ዜፍቅረካ ምርዳእ ወይ ምቕባል ይኸብደካ ድዩ፧

ንየሆዋ ኸም እነፍቅሮ ብኸመይ ከነርኢ ንኽእል፧

ብልብና ዚስምዓና ነገር ጥራይ ኣይኰነን።

በረኸት የሆዋ ንህይወተይ ኣበልጺግዋ

ታሪኽ ህይወት እታ ምስቲ ኣባል ኣመሓዳሪ ኣካል ዝነበረ ብዓል ቤታ ቴድ ጃራዝ ኰይና ንልዕሊ 50 ዓመት ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልጋሊት ኰይና ዘሕለፈት መሊታ ጃራዝ ኣንብብ።