ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) ሰነ 2015

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 27 ሓምለ ኽሳዕ 30 ነሓሰ 2015 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ንሰባት የፍቅሮም ነበረ

እቲ የሱስ ተኣምራት ዝፈጸመሉ መገዲ ብዛዕባ ስምዒታቱ እንታይ እዩ ዚሕብር፧

ንጹሃት ኴንና ኽንነብር ንኽእል ኢና

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ንርኹስ ትምኒት ንምውጋድ ኣብ እንገብሮ ቓልሲ ኺሕግዘና ዚኽእል ሰለስተ ነጥቢ ይሕብር።

“ኪንዝሊ ኺገብሮ እንተ ኽኢሉ እሞ፡ ኣነ እውን እኽእሎ እየ!”

እዚ ኪንዝሊ ዝስሙ ወዲ ስሪ ላንካ፡ ዓብዪ ዕንቅፋታት ሰጊሩ ንሒደት ደቓይቕ ዚጸንሕ ክፍሊ ኣቕረበ።

ምስታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ተሰማሚዕካ ንበር—1ይ ክፋል

የሱስ ንጸሎቱ፡ “ኣቦይ” ኢሉ ዘይኰነስ፡ “ኣቦና” ኢሉ ዝጀመራ ስለምንታይ እዩ፧

ምስታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት ተሰማሚዕካ ንበር—2ይ ክፋል

ንኣምላኽ ናይ ዕለት እንጌራና ኺህበና ኽንጽሊ ኸለና፡ ንዓና ጥራይ ስጋዊ ምግቢ ኺህበና ኣይኰንናን እንልምኖ።

“ተጻዋርነት የድልየኩም ኣሎ”

ንፈተናታት ወይ ንኣጸጋሚ ዅነታት ምእንቲ ኽትጻወሮ ኺሕግዘካ ዚኽእል፡ የሆዋ ዘዳለዎ ኣርባዕተ መሰናድዎታት።

ትዝክሮዶ፧

ነቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን ዝወጸ ሕታማት ግምቢ ዘብዐኛ ብጥንቃቐ ኣንቢብካዮዶ፧ ክትዝክሮ ትኽእል እንተ ዄንካ እስከ ርአ።