ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) ጥሪ 2015

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 2 መጋቢት ክሳዕ 5 ሚያዝያ 2015 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ፈትዮም ይመጹ—ኒው ዮርክ

ዕዉታት ሰብ ሓዳር ነታ ዝፈትውዋ ቤቶም ገዲፎም ናብ ንእሽቶ ቤት ዝገዓዙ ስለምንታይ እዮም፧

ንየሆዋ ወድሶ እሞ ተባረኽ

መመሰዊ ምዃን፡ ፈተናታት ንኽትጻወር ኪሕግዘካ ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ድራር ጐይታ እነብዕል ስለምንታይ ኢና፧

እቲ ኣምላኽ ዝሃበካ ተስፋ፡ ሰማያዊ ወይ ምድራዊ እንተ ዀይኑ ብኸመይ ትፈልጥ፧

ድልዱልን ሕጉስን ሓዳር ህነጽ

ሓሙሽተ ምሳልያዊ ሕጡብ ተጠቒምካ፡ ድልዱልን ሕጉስን ሓዳር ህነጽ።

የሆዋ ንሓዳርካ ኼደልድሎን ኬዕቍቦን ፍቐደሉ

ካብ ዝሙትን ካብቲ መሪር ሳዕቤኑን ምእንቲ ኽትርሕቕ፡ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ዘይተቋርጽ ፍቕሪ ኽትህሉ ትኽእልዶ፧

እታ ኣብ መሃልየ መሃልይ ተገሊጻ ዘላ ፍቕሪ፡ ነቶም ኪምርዓዉ ዚደልዩን ነቶም ድሮ እተመርዓዉን ዚኸውን ጠቓሚ ትምህርቲ ዝሓዘት እያ።