ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) ሰነ 2013

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ብዛዕባ እቲ ብዙሕ ትዅረት ዘይንገብረሉ ባህርያት የሆዋ ዘሎና ግንዛበ ኸተስፍሓልና እያ።

ንየሆዋ ስለ እተኣዘዝክዎ፡ ብዙሕ ተባሪኸ

ታሪኽ ህይወት ኤሊዛ ፒኮሊ ኣንብብ። ብዙሕ ዕንቅፋታትን መስዋእትታትን ዜጕሂ ነገራትን እኳ እንተ ኣጋጠማ፡ ኣወንታዊ ኣረኣእያ እዩ ዘለዋ።

ብዛዕባ ባህርያት የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ምሉእ ብምሉእ ኣስፍሕ

ተቐራብን ዘየዳሉን ምዃን ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ነቲ የሆዋ ዝሰርዓልና ኣብነት ምምርማርና፡ ነተን ባህርያት ንኸነንጸባርቐን ኪሕግዘና እዩ።

ብዛዕባ ልግስን ልዙብነትን የሆዋ ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ

የሆዋ፡ ለጋስን ልዙብን ብምዃን ዝመጸ ፍጹም ኣብነት እዩ። ብዛዕባ እቲ ዝሰርዓልና ኣብነት ምጽናዕ፡ ነተን ባህርያቱ ንኽንቀድሐን ኪሕግዘና እዩ።

ብዛዕባ እቲ የሆዋ ዜርእዮ ተኣማንነትን ይቕረ ናይ ምባል ባህርይን ዘሎካ ግንዛበ ኣስፍሕ

እሙንን ይቕረ በሃልን ምዃን፡ መለለዪ ናይ ሓቂ ዓርኪ እዩ። ኣብዚ መዳይ እዚ ንኣብነት የሆዋ ምቕዳሕ፡ ነተን ኣገደስቲ ባህርያት ንኸነንጸባርቐን ኪሕግዘና እዩ።

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

እቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ‘ደቂ ኣምላኽን’ ‘ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝነበሩ መናፍስትን’ መን እዮም፧

ተግሳጽ የሆዋ ይቕረጽካ

እቲ “ሰራሒና” ዝዀነ የሆዋ ንሰባትን ንኣህዛብን ይቐርጾም እዩ። ካብዚ እንታይ ክንመሃር ንኽእል፧ የሆዋ ኪቐርጸና ኸሎ ብኸመይ ክንጥቀም ንኽእል፧

ሽማግለታት “ንዝጸምኤት ነፍሲ” ተርውዩ ዲኹም፧

ክርስትያን ሽማግለታት ጕስነታዊ ምብጻሕ ቅድሚ ምግባሮም ብኸመይ እዮም ዚዳለዉ፧ ሽማግለታት ንሓደ ዝደኸመ ወይ ተስፋ ዝቘረጸ ሓው “መንፈሳዊ ውህበት” ብምምቃል ኬተባብዕዎ ይኽእሉ እዮም።