ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) ለካቲት 2013

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ብዛዕባ እቲ ኸም ህዝቢ የሆዋ መጠን ዘሎና ፍሉይ ውርሻ ትገልጽ። ብዘይካዚ፡ ብኸመይ ኣብ ትሕቲ ዕቝባ የሆዋ ኽንነብር ከም እንኽእል ትሕብር።

መንፈሳዊ ውርሻና እዚ እዩ

ነቲ የሆዋ ንደቂ ሰብን ንህዝቡን ዝገበረሎም ነገራት ብምምርማር፡ ነቲ ንመንፈሳዊ ውርሻኻ ዘሎካ ሞሳ ኣዕብዮ።

ንመንፈሳዊ ውርሻና ተማስወሉ ዲኻ፧

ብዛዕባ መንፈሳዊ ውርሻና ምፍላጥካን ንዕኡ ሞሳ ምሕዳርካን፡ ነቲ ንኣምላኽ ዘሎካ ንጽህና ብቘራጽነት ንኽትሕሉ ኺሕግዘካ ይኽእል እዩ።

ንዘብዐኛታት ሃጸይ ተመስከረሎም

ጳውሎስ ኣብ ኵሉ ኣጋጣሚታት ይምስክር ነበረ። ንስኻ እውን ከምኡ ንኽትገብር፡ እቲ ዝገደፎ ኣብነት ብኸመይ ኬተባብዓካ ኸም ዚኽእል ርአ።

ኣብ ሽንጭሮ የሆዋ ተዓቘብ

እቲ እንዕቈበሉ ሽንጭሮ እንታይ እዩ፧ ኣገልገልቲ የሆዋኸ ኣብኡ ኺዕቈቡ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ልብኻ ንዚሕልኖ ተጠንቀቐሉ

ሓድሓደ ግዜ ልብና ነቲ ዝወሰድናዮ ግጉይ ስጕምቲ ኼመኻንየሉ ይጽዕር እዩ። ኣብ ልብና ብሓቂ እንታይ ከም ዘሎ ንኽንፈልጥ ኪሕግዘና ዚኽእል እንታይ እዩ፧

ዝዀነ ይኹን ነገር፡ ክብረት ንኸይትረክብ ኪዓግተካ ኣይትፍቀድ

ካብ ኣምላኽ ክብሪ ኽንቅበል እንኽእል ብኸመይ ኢና፧ ክብረት ንኸይንረክብ ኪዓግተና ዚኽእል እንታይ እዩ፧

እታ “ዘይትርሳዕ” ድራማ ኣብ ልክዕ ግዜኣ መጸት

እታ ሓዳስ “ክሪኤሽን ድራማ” ነቶም ኣብ ጀርመን ዝነበሩ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ነቲ ኣብ ካልኣይ ውግእ ዓለም ዘጋጠሞም ፈተናታት ንኺዋጽኡሉ ብኸመይ ከም ዝሓገዘቶም ርአ።