ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! መጋቢት 2014

ዘይተነግረ ታሪኽ ፍጥረት

ኣብ መንጎ እቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍጥረት ዚገልጾ ሓሳብን ኣብ መንጎ እቲ ንሰባት ዚመስሎም ነገራትን ዓብዪ ፍልልይ ኣሎ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ተወሳኺ ዛዕባ፦ ኣብ መንጎ ምንቅጥቃጥ ምድርን ትሕቲ መሬት ንዘሎ ማይ ምግላልን ዘሎ ምትእስሳር፡ ንቱሪዝም ገንዘብ ብምውጻእ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ እተሰርዐት ሃገር፡ ከምኡ ድማ እገዳ ፌስታላት።

ዘይተነግረ ታሪኽ ፍጥረት

እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጸብጻብ ፍጥረት፡ ምስ ስነ ፍልጠታዊ ሓቅታት ይሳነ ድዩ፧

ገንዘብ

ገንዘብ ሱር ኵሉ ኽፍኣት ድዩ፧

ናብ ኤል ሳልቫዶር እተገብረ ምብጻሕ

ኣብ “ምድረ እሳተ ጎመራ” ንዚነብሩ ምቕሉላት ህዝቢ ተላለዮም።

ዜደንቕ ምስጢር ንብዓትካ

ንብዓት ካብ እንስሳታት ይፈልየና እዩ። ብኸመይ፧

ብሓዳርካ ኽትጕሂ ኸለኻ

መጻምድትኻ፡ መጻምድቲ ዘይኰነስ፡ መጻርድቲ ኸም ዝዀነ ዀይኑ ድዩ ዚስምዓካ፧ ኣብ ሓዳርካ ኺሕግዘካ ዚኽእል ሓሙሽተ ነጥብታት ኣሎ።

ቈርበት ተመን

ገሊኦም ኣትማን ኣብ ሻሕካር ኦም ኪድይቡ፡ ገሊኣቶም ከኣ ኣብ ኣመና ሓርፋፍ ሑጻ ዅዒቶም ኪኣትዉ ይኽእሉ እዮም፣ ቈርበቶም ድልዱል ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧