ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! ታሕሳስ 2013 | ንመራኸቢ ብዙሓን ክትኣምኖ ትኽእል ዲኻ፧

ብዙሓት ሰባት፡ እቲ ኣብ ዜና ዜንብብዎን ዚሰምዕዎን ነገራት የጠራጥሮም እዩ። ጥንቁቕ ክትከውን ከም ዘሎካ ዘይከሓድ እኳ እንተ ዀነ፡ ክፉት ኣእምሮ እውን ኪህልወካ ዘለዎ ብኸመይ ምዃኑ ፍለጥ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ ካብቲ ዚድለ ንላዕሊ ተመክሮ ዘለዎም ኣመልከትቲ ስራሕን ሕማም ስርዓተ ምስትንፋስን ኣቓልቦኦም ዚስረቕ ኣጋርን ካልእን።

ገበር

ንመራኸቢ ብዙሓን ክትኣምኖ ትኽእል ዲኻ፧

እቲ ኣብ ዜና እተንብቦን እትሰምዖን ነገራት ዚእመን እንተ ዀይኑ ብኸመይ ክትፈልጥ ከም እትኽእል ኣንብብ።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ብራዚል እተገብረ ምብጻሕ

ብራዚል ዳርጋ ፍርቂ ደቡብ ኣመሪካ ትሽፍን። ብዛዕባ እቲ እተፈላለየ ባህልታት ዝሓቘፈ ታሪኽ ብራዚል ፍለጥ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

የሱስ

የሱስ፡ ኵሉ ዚኽእል ኣምላኽ ድዩ፧ የሱስ መዓስ እዩ ተወሊዱ፧ ካብ ምዉታት ተንሲኡ ድዩ፧

ንስድራ ቤት

ብኸመይ ጽን በሃሊ ኸም እትኸውን

ጽን ኢልካ ምስማዕ፡ ክእለት ጥራይ ዘይኰነስ፡ መግለጺ ፍቕሪ እውን እዩ። ብኸመይ ጽን በሃሊ ኽትከውን ከም እትኽእል ርአ።

ምስጢር እታ ምልክዕቲ ጽምብላሊዕ ተፈሊጡ

ተቐማጦ ብሪጣንያ ነዛ ምልክዕቲ ጽምብላሊዕ እዚኣ ኣዝዮም እዮም ዜድንቕዋ። ተመራመርቲ ኣብዚ ቐረባ እዋን፡ እታ ጽምብላሊዕ በብዓመቱ ኣበይ ከም እትኸይድ ስለ ዝፈለጡ፡ ምስጢራ ተጋሂዱ ኣሎ።

መሐበሪ ርእሰ ነገር ንቕሑ! 2013

ብርእሰ ነገር እተሰርዐ መሐበሪ እቲ ኣብ 2013 እተሓትመ ዓንቀጻት ንቕሑ!።

ተነዲፉ ድዩ፧

ዲ.ኤን.ኤ. ዘለዎ ሓበሬታ ናይ ምኽዛን ዓቕሚ

ዲ.ኤን.ኤ.፡ “እቲ ዝበለጸ መዋህለሊ ሓበሬታ (ወይ ሃርድ ድራይቭ)” ተባሂሉ እዩ ዚጽዋዕ። ስለምንታይ ምዃኑ ፍለጥ።