ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! ጥቅምቲ 2013

ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ሰለስተ ነገራት

ስጋዊ ጥሪት ኣብቲ ኣብ ህይወት ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝዀነ ነገራት ከም ዘይነተኵር ኪገብረና ይኽእል እዩ፣ እዚ ኸኣ ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ነገራት እዩ። ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ሰለስተ ኣብነት እስከ ርአ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ ጻዕቂ ማካይን ኣብ ቻይና፡ ጥሕሰት ሃይማኖታዊ ናጽነት ኣብ ኣርመንያ፡ ሓደጋታት ማሕበራዊ መራኸቢ ኣብ ጃፓን፡ ከምኡውን ካልእ።

ምሕዝነት ደረቱ ኺሓልፍ ከሎ

‘ምሕዝነታዊ ዕርክነት ጥራይ እዩ ዘሎና’ ኢልካ ዲኻ እትሓስብ፧ ከምኡ ኢልካ ትሓስብ እንተ ዄንካ፡ ስርዓት መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ኸምዚ ዝበለ ኣተሓሳስባ እንታይ ከም ዚብል መርምር።

ሓደ ባዮከሚከኛ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ነዚ ተመራማሪ እዚ፡ ብዛዕባ መበቈል ህይወት እንደገና ንኺሓስብ ዝደረኾን መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጸ ዘእመኖን እንታይ እዩ፧

ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ሰለስተ ነገራት

ንገሊኡ ዜድልየና ነገራት ንምዕዳግ ገንዘብ ዜድልየና እኳ እንተ ዀነ፡ ኣብ ህይወትና ዕግበት ክንረክብ እንኽእል ግና፡ በቲ ገንዘብ ኪዕድጎ ዘይክእል ነገራት እዩ።

ብዛዕባ ትርግትያ ኽትፈልጦ ዚግብኣካ ነገራት

ብዛዕባ እዚ ሰባት ብጌጋ ዚርድእዎ ሕማም፡ ገለ መሰረታዊ ሓቅታት ፍለጥ።

ጭንቀት

ጭንቀት ንሰባት ዚጸልዎም ስለምንታይ ምዃኑን መጽሓፍ ቅዱስ ንኣሉታዊ ስምዒታት ንኽትጾሮ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእልን ፍለጥ።

ኬቲዲድ ዘለዋ ዜደንቕ ናይ ምስማዕ ክእለት

ኣእዛን እዛ ንእሽቶ ሓሸራ፡ ልክዕ ከም እዝኒ ሰብ እየን ዚዓይያ። ብዛዕባ እቲ ፍሉይ ናይ ምስማዕ ክእለታ እተገብረ ምርምር፡ ንዘመናዊ ስነ ፍልጠትን ምህንድስናን ዚጠቅም ብኸመይ እዩ፧