ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! መስከረም 2013

ሃሎዊን—ብዛዕባኡ ዚገልጽ ሓቂ

ብዙሓት ሰባት፡ ሃሎዊን የብዕሉ እኳ እንተ ዀኑ፡ ብዛዕባ መበቈሉ ግና ኣይፈልጡን እዮም። ስለምንታይ ጥንቁቓት ክንከውን ከም ዘሎና ፍለጥ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ መጠን በረድ ኣርክቲክ፣ ኣብ ኮንጎ፡ ስኒ ሓርማዝ ንምርካብ ዚግበር ዘይሕጋዊ ሃድን፣ ምጥፋእ እቲ ኣብ ግሬት ባርየር ሪፍ ዘሎ መርጀን፣ ኣብ ጸባ ጡብ ኣደ ዚርከቡ ባክተርያ።

ቅድሚ መርዓ ዚግበር ጾታዊ ርክብ

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ቕድሚ መርዓ ዚግበር ጾታዊ ርክብን ካልእ ጾታዊ ተግባራትን እንታይ ከም ዚብል ፍለጥ።

ሃሎዊን—ብዛዕባኡ ዚገልጽ ሓቂ

ብዛዕባ ሕማቕ መበቈል ሃሎዊንን ካልእ ተመሳሳሊ በዓላትን ፍለጥ።

ብኸመይ ይቕረ ኸም እትብል

ይቕረ ምባል ከቢድ ኪኸውን ዚኽእል ስለምንታይ እዩ፧ ምኽሪ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ ኪሕግዘካ ኸም ዚኽእል ርአ።

ሓንቲ ኽኢላ ሕክምና ዅሊት ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ

ሓንቲ ቐደም ብህልውና ኣምላኽ ዘይትኣምን ዝነበረት ሓኪም፡ ብዛዕባ ኣምላኽን ብዛዕባ ትርጕም ህይወትን ክትሓስብ ዝጀመረት ስለምንታይ እያ፧ ብዛዕባ እዚ ጕዳያት እዚ ዝነበራ ኣረኣእያ ኸም እትቕይር ዝገበራ እንታይ እዩ፧

ዠንግ ሆ

ዠንግ ሆ እንታዋይ እዩ ነይሩ፧ ብዛዕባ እቲ ንሱ ዝገበሮ ዜደንቕ ጕዕዞታትን ብዛዕባ ቻይና እንታይ ከም ዚሕብረናን ኣንብብ።

ክንቲት ኢምፐረር ፐንጒን

ብዛዕባ ስነ ህይወት ባሕሪ መጽናዕቲ ዚገብሩ ሰባት፡ ብዛዕባ ኽንቲት እዚ ዑፍ እዚ እንታይ እዮም ፈሊጦም፧