ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! ነሓሰ 2013

ንኽንደይ ዓመት ኢኻ ኽትነብር እትኽእል፧

ብዙሓት ሰባት፡ ነዊሕ ዓመታት ናይ ምንባር መፍትሕ፡ ኣብ ኢድ ስነ ፍልጠትን ሕክምናዊ ተክኖሎጅን ዘሎ ዀይኑ ይስምዖም። እሞኸ ተመራመርቲ ስነ ፍልጠት፡ ንመገዲ ናይ ዘለኣለም ህይወት ይረኽብዋዶ ይዀኑ፧

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ ዳግማይ ተርእዮ ዓሶ ኣብ ግሪኽ፡ ዘይተመርዓዋ ኣዴታት ኣብ ቻይና፡ ርእሰ ቕትለት ወተሃደራት ኣብ ሕ.መ.ኣ.፡ ከምኡውን ካልእ።

ጓልካ ገዛእ ርእሳ ኽትጐድእ ከላ

ገሊአን ጐራዙ ደይመደይ ኢለን ገዛእ ርእሰን ይጐድኣ። ጠንቁ እንታይ እዩ፧ ንጓልካኸ ብኸመይ ክትሕግዛ ትኽእል፧

ንኽንደይ ዓመት ኢኻ ኽትነብር እትኽእል፧

እንኣርገሉን እንሞተሉን ምኽንያት ምፍላጥና፡ ንኽንደይ ዓመት ክንነብር ከም እንኽእል ንምፍላጥ ዜድሊ ኣገዳሲ ረቛሒ እዩ።

ሓንቲ ኽኢላ መጥባሕቲ ዓጽሚ ብዛዕባ እምነታ ዝገለጸቶ

ዶክተር ኢሪን ሆፍ ሎራንሶ፡ ስለምንታይ ናይ የሆዋ ምስክር ከም ዝዀነት ገሊጻ።

ኣብ ስላሴ ኽትኣምን ይግብኣካዶ፧

ቤተ ክርስትያንካ ብዛዕባ ስላሴ ትምህር ድያ፧ ኣብ ኒቅያ ዝወጸ ሃይማኖታዊ እምነት፡ ሎሚ ንዓኻ ይጸልወካ ድዩ፧

ኣልኮላዊ መስተ

ብዛዕባ ኣልኮላዊ መስተ ሚዛናዊ ኣረኣእያ ንኺህልወካ ኺሕግዘካ ዚኽእል ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ኣየናይ ምዃኑ ተምሃር።

እታ ነዊሕ ጕዕዞ እትጓዓዝ ኣልባጥሮስ ንጕልበታ እትቝጥበሉ መገዲ

እዛ ዑፍ እዚኣ፡ ሓንሳእ እውን ይኹን ኣኽናፋ ኸየንገብገበት ንነዊሕ ሰዓታት ክትዝምቢ እትኽእል ብኸመይ ምዃኑ ፍለጥ።