ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! ሚያዝያ 2013

ኣብ ኢንተርነት ናብ ዘሎ ጽሑፋትና ዚመርሕ ኣቋራጭ

ኣብ ኢንተርነት ናብ ዘሎ ጽሑፋትና ዚመርሕ ኣቋራጭ

ንቕሑ! ኻብዛ ሕታም እዚኣ ኣትሒዛ፡ ኮድ QR (ኲክ ሪስፖንስ) ሒዛ ኽትወጽእ እያ። እዚ እንታይ እዩ፧ ፍሉይ ኮድ ማትሪክስ ኰይኑ፡ ናብ ወብ ሳይትና ብቕልጡፍ ዜእትወካ እዩ። በዚ ንምጥቃም ዜድልየካ ነገር፡ ምስ ኢንተርነት እተራኸበት ካሜራ ዘለዋ ታብለት ወይ ስማርትፎን እዩ።

  1.   ኮዳት QR ኬንብብ ዚኽእል ሶፍትዌር ኣፕሊኬሽን ኣራግፍ።

  2.   ነቲ ኣፕሊኬሽን ክፈቶ።

  3.   ነቲ ኮድ QR ስካን ግበሮ።

ብቐጥታ ናብ ወብ ሳይትና ኺወስደካ እዩ።