ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! ሚያዝያ 2013

መወዳእታ ዘቤታዊ ዓመጻ

ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ነቶም ዓመጻ ዝመልኦ ባህርይ ዝነበሮም ሰባት፡ ለዋሃትን ሰብ ዜኽብሩን ንኪዀኑ ሓጊዝዎም እዩ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ዛዕባታት፦ ብ3D እተሰርሐ ዓጽሚ ምንጋጋ ንፈለማ እዋን ከም እተሰርሐን ኢኮሎጂ ኣንታርክቲካ ኣብ ዜስግእ ኵነታት ከም ዘሎን።

ሃሳዪ ዘረባ ብኸመይ ከም እተወግድ

ሃሳዪ ዘረባ ንርክብኩም ይጸልዎ እንተ ኣልዩ፡ እንታይ ክትገብሩ ትኽእሉ፧

ሓደ ተመራማሪ ኢኮሎጂ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ሓደ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስን ፍልቀትን መበቈል ህይወትን ዘለዎ ርእይቶ ስለምንታይ ከም ዝቐየረ ኣንብብ።

መወዳእታ ዘቤታዊ ዓመጻ

ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ንኣዝዮም ዓመጽቲ ሰባት ባህርዮም ንኪቕይሩ ብኸመይ ኪሕግዞም ይኽእል፧

ኢንዶነዥያ

ብዛዕባ ባህልን ልምድታትን እዞም ምቕሉላትን ዕጉሳትን ተቐበልቲ ኣጋይሽን ዝዀኑ ህዝቢ ፍለጥ።

ጥዕና

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ሕማምን ሕክምናን እንታይ ከም ዚብል ፍለጥ።

ኣብ ኢንተርነት ናብ ዘሎ ጽሑፋትና ዚመርሕ ኣቋራጭ

ንወብ ሳይትና ብኣቋራጭ ምእንቲ ኽትረኽቦ፡ ኮዳት QR ኣብ መጽሔት ንቕሑ! ይወጽእ ኣሎ።