እንታይ ይመስለካ፧

መላእኽቲ ብሓቂዶ ኣለዉ እዮም፧ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦

“ኣቱም መላእኽቱ ዅልኹም፡ ኣቱም ብርቱዕ ዝሓይልኹም፡ ኣቱም ንድምጹ ተኣዚዝኩም ቃሉ እትፍጽሙ፡ ንየሆዋ ወድስዎ።”መዝሙር 103:20

እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መላእኽቲ እንታይ ከም ዚብልን ሎሚ ንህይወትና ብኸመይ ከም ዚጸልውዎን ትገልጽ።