ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 5 2017 | መላእኽቲ ብሓቂዶ ኣለዉ እዮም፧ ስለምንታይከ የገድሰና፧

እንታይ ይመስለካ፧

መላእኽቲ ብሓቂዶ ኣለዉ እዮም፧ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል፦

“ኣቱም መላእኽቱ ዅልኹም፡ ኣቱም ብርቱዕ ዝሓይልኹም፡ ኣቱም ንድምጹ ተኣዚዝኩም ቃሉ እትፍጽሙ፡ ንየሆዋ ወድስዎ።”መዝሙር 103:20

እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ መላእኽቲ እንታይ ከም ዚብልን ሎሚ ንህይወትና ብኸመይ ከም ዚጸልውዎን ትገልጽ።

 

ገበር

መላእኽቲ ንህይወትካ ኺጸልውዎ ይኽእሉ ድዮም፧

ኣብ ህይወት ዘጋጠመ ናይ ሓቂ ተመክሮታት ንብዙሓት ሰባት ልዕለ ሰብኣዊ ሓይሊ ዘለዎም ፍጡራት ንህይወትና ኺጸልውዎ ኸም ዚኽእሉ ኣእሚንዎም እዩ።

ገበር

ብዛዕባ መላእኽቲ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧

ብዛዕባ መላእኽቲ ንዚልዓል ሕቶታት ዚኸውን ዜተኣማምን መልሲ ኺርከብ ዚኽእል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ጥራይ እዩ።

ገበር

ንውልቅኻ እተመደበ መልኣኽ ኣሎ ድዩ፧

መልኣኽ ወይ መላእኽቲ ኸም ዜዕቍቡኻ ጌርካ ኽትሓስብ ትኽእል ዲኻ፧

ገበር

እኩያት መላእኽቲ ኣለዉዶ፧

መጽሓፍ ቅዱስ ንጹር መልሲ ይህብ።

ገበር

መላእኽቲ ብኸመይ ኪሕግዙኻ ይኽእሉ፧

ኣብ ሓያሎ ኣጋጣሚታት፡ ኣምላኽ ንመንፈሳውያን ፍጡራት ኣብ ጕዳያት ደቂ ሰብ ጣልቃ ኺኣትዉ ልኢኽዎም እዩ።

ትፈልጥዶ፧

የሱስ ኣይሁድ ንዘይኰኑ ሰባት ከም “ኰራኹር” ምጥቃሱ፡ የዋርድ ድዩ ነይሩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ኣምላኽ ከም ዘሎ ኣይኣምንን እየ ነይረ

ህይወቱ ብኽልተ ስነ ሓሳብ፡ ማለት ብኣምላኽ ዘይምእማንን ብኮምዩኒዝምን ተጸልዩ ዝነበረ ሰብ፡ ንመጽሓፍ ቅዱስ ከማስወሉ ዝጀመረ ብኸመይ እዩ፧

ኣስኣሰር እምነቶም ስዓብ

ኣምላኽ “ልዕልቲ” ኢሉ ጸውዓ

እዚ ሓድሽ ስም እዚ ንሳራ ዚበቅዕ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ዓለም ብመከራን ብዘይፍትሓውነትን ክሳዕ ዝመልአት፡ ዓለምለኻዊ ሰላም ኰነ ናይ ኣእምሮኣዊ ሰላም ኪርከብ ዘይከኣል ይመስል። እሞኸ እዚ ጸገማት እዚ መፍትሒ ኣለዎዶ፧