ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 4 2017 | ህይወትን ሞትን—መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባኡ እንታይ ይብል፧

እንታይ ይመስለካ፧

ክንመውት ዕላማ ኣምላኽ ድዩ ነይሩ፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ “[ኣምላኽ] ንብዘሎ ንብዓት ካብ ኣዒንቶም ኪደርዝ እዩ፣ ደጊም ሞት ኣይኪኸውንን [እዩ]” ይብል።—ራእይ 21:4

እዛ ሕታም ግምቢ ዘብዐኛ እዚኣ፡ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ህይወትን ሞትን እንታይ ከም ዚብል ትገልጽ።

 

ገበር

እተደናግር ሕቶ

ብዛዕባ እቲ ድሕሪ ሞት ዘሎ ዅነታት እተፈላለየ ርእይቶ ስለ ዚውሃብ፡ ዜተኣማመን ሓበሬታ ኽንረኽበሉ እንኽእል ምንጪ ኣሎዶ፧

ገበር

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ህይወትን ሞትን እንታይ ይብል፧

ምስ ሞትና ገለ ኽፋል ሰብነትና ምንባር ይቕጽል ድዩ፧ ዘይትመውት ነፍሲ ኣላትና ድያ፧ ምዉታት ኣበይ እዮም ዘለዉ፧

ሰብካ ብዘይምሕር ሕማም ምስ ዚጥቃዕ

ኣባላት ስድራ ቤት ብዘይምሕር ሕማም ንእተጠቕዐ ሰቦም ንምጽንናዕን ንምክንኻንን እንታይ ኪገብሩ ይኽእሉ፧ እቶም ንሰቦም ዚከናኸኑ ነቲ ዚስምዖም እተፈላለየ ስምዒታት ኪዋጽኡሉ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ኤሊያስ ሃተር ዘዳለዎ ንኡድ መጽሓፍ ቅዱሳት እብራይስጢ

ኤልያስ ሃተር፡ ኣብ መበል 16 ዘመን ዝነበረ ምሁር፡ ብፍላይ ኣገደስቲ ዝዀና ኽልተ መጽሓፍ ቅዱስ እብራይስጢ ኣሕተመ።

ካብታ ዝነኣሰት ፊደል እብራይስጢ ዚርከብ ሓያል መረጋገጺ

እቲ የሱስ ብዛዕባ እታ ዝነኣሰት ፊደል ዝሃቦ ሓሳብ እንታይ እዩ ዜመልክት ነይሩ፧

ገነት ኣብ ምድሪ—ሕልሚ ጥራይ ድዩ፧

እቲ ብዛዕባ ዝጠፍአት ምድራዊት ገነት ዚገልጽ ሓሳብ፡ ኣብ መላእ ታሪኽ ደቂ ሰብ ኣዝዩ ፍቱው ሓሳብ እዩ። ከምዚኣ ዝበለት ገነት እንደገና ትምለስዶ ትኸውን፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ጭንቀት መናብርቲ ደቂ ሰብ ዝዀነ እዩ ዚመስል። ካብ ጭንቀት እፎይታ ይርከብ ደዀን ይኸውን፧