ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 3 2016

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚሞተካ

ኵሉ ሰብ፡ ሞት ካብ ዜምጽኦ ሳዕቤን ኣየምልጥን እዩ። ኣባል ስድራ ቤትካ ወይ ናይ ቀረባ ዓርክኻ ምስ ዚሞተካ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ገበር

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ዚሞተካ

ሓደ ሰብ ሓዘኑ ምእንቲ ኪኽእሎ እንታይ ኪሕግዞ ይኽእል፧ ሞይቶም ዘለዉ እንፈትዎም ሰብና፡ ገለ ተስፋዶ ይህልዎም ይኸውን፧

ገበር

ምሕዛን ጌጋ ድዩ፧

እትፈትዎ ሰብካ ምስ ሞተካ፡ ካልኦት ሰባት ሓዘንካ መጠኑ ዝሓለፈ ዀይኑ እንተ ተሰሚዕዎምከ፧

ገበር

ንሓዘንካ ኽትክእሎ ዚሕግዘካ ነገራት

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኪዓዪ ዚኽእል ግብራዊ ነጥብታት ይርከብ።

ገበር

ንዝሓዘኑ ምጽንናዕ

ንዝሓዘነ ሰብ ዜድልዮ ኣገዳሲ ነገራት ናይ ቀረባ ኣዕሩኹ እውን ከየስተብሁሉሉ ይኽእሉ እዮም።

ገበር

ምዉታት ኪትንስኡ እዮም!

እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ተስፋ ብሓቂ ኺፍጸም ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ብትግርኛ ወጺኡ

እዚ ሕታም ትርጉም ሓዳስ ዓለም እዚ ንስም ኣምላኽ ተጠቒሙሉ፡ ቃል ኣምላኽ ድማ ናብ ቋንቋኻ ብተኣማንነት ተርጒምዎ ኣሎ።

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ንደቂ ኣንስትዮን ንርእሰይን ምኽባር ተማሂረ

ጆሴፍ ኢረንቦገን ንህይወቱ ምሉእ ብምሉእ ዝለወጦ ነገር ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንበበ።

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ስም ኣምላኽ ምጽዋዕ ጌጋ ድዩ፧