ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ ቍ. 2 2016

ስለምንታይ እዩ የሱስ ኪመውት ዘድለየ፧

ኣስታት 2,000 ዓመት ይገብር ሓደ ሰብኣይ ሙማቱ፡ ንዓኻ እንታይ ትርጉም ኣለዎ፧

ብሓቂዶ ተፈጺሙ እዩ፧

እቲ ብዛዕባ የሱስ ዚገልጽ ጸብጻባት ወንጌል ዚእመን ዚገብሮ እንታይ እዩ፧

ስለምንታይ እዩ የሱስ ኪስቀን ኪመውትን ዘድለየ፧

ሞት የሱስ ዚጠቕመካ ብኸመይ እዩ፧

ክርስትያናት ኣብ ቅዱስ ዚብሃል ቦታታት ኬምልኹ ይግባእ ድዩ፧

ብዙሓት ዓበይቲ ሃይማኖታት ዓለም፡ ቅዱስ ዚብሃል ቦታታት ኣለወን። ኣብኡ ዄንካ ምምላኽካ ፍሉይ ስምረት ዜውህበካ ድዩ፧

ኣቐዲሙ ንዚውሃበካ መጠንቀቕታ ምቕላብ ንህይወትካ ኼድሕና ይኽእል እዩ!

ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስ ሓደጋ ኣንጸላልዩ ኸም ዘሎ ዚሕብር ንጹር ምልክታት የቕርበልና እዩ። እሞ ስጕምቲ ኽትወስድ ዲኻ፧

ምዕራፋትን ፍቕድታትን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተኣታተወ ብኸመይ እዩ፧

ንመጽሓፍ ቅዱስ ብምዕራፋትን ብፍቕድታትን ምክፍፋል ውጽኢታዊ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ይብል፧

ብዛዕባኡ ኽትጭነቕ የድልየካ ድዩ፧