ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) መጋቢት 2017

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 1-28 ግንቦት 2017 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ታሪኽ ህይወት

ምስ ጥበበኛታት ብምምልላሰይ ተጠቒመ

ዊልያም ሳሙኤልሰን ናይ ምሉእ ግዜ ኣገልጋሊ ዀይኑ ኣብ ዘገልገለሉ ዓመታት ዘጋጠሞ ባህ ዜብልን በዳህን ዕዮታት ኣሕሊፉ እዩ።

ንዚግብኦ ዘበለ ኽብሪ ሃብ

ክብሪ ዚግብኦ መን እዩ፧ ስለምንታይ፧ ክብሪ ብምሃብካኸ ብኸመይ ትጥቀም፧

ብእምነት ጥበባዊ ውሳነ ግበር

ገሊኡ ውሳነታት ኣብ ህይወትካ ዓብዪ ጽልዋ ኣለዎ። ጥበባዊ ውሳነታት ክንገብር እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

ንየሆዋ ብምሉእ ልቢ ኣገልግሎ

እቶም ነገስታት ይሁዳ ዝነበሩ ኣሳን ዮሳፋጥን ህዝቅያስን ዮስያስን ጌጋታት ገይሮም እዮም። ኣምላኽ ግና ንዓታቶም ብምሉእ ልቢ ኸም ዘገልገልዎ ገይሩ እዩ ርእይዎም። ስለምንታይ፧

ብልብኻ ናብቲ እተጻሕፈ ተቕልብ ዲኻ፧

ካብ ጌጋታት ካልኦት፡ እንተላይ ካብ ጌጋታት እቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተመዝጊቦም ዘለዉ ሰባት ክትምሃር ትኽእል ኢኻ።

እሙን ዓርኪ ዲኻ፧

ዓርክኻ ኣካይዳኡ ኼዐሪ ዜድልየሉ እዋን ኪህሉ ይኽእል እዩ። እሞኸ ብኸመይ ክትሕግዞ ትኽእል፧

መጽሓፍ ቅዱሳዊ ስም ኣብ ጥንታዊ ዕትሮ

ብ2012 እተረኽበ ኣስታት 3,000 ዓመት ዝገበረ ገልዒ ዕትሮ ንተመራመርቲ ተገዳስነት ኣሕዲሩሎም እዩ። እዚ ገልዒ እዚ ፍሉይ ዚገብሮ እንታይ እዩ፧