ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ቋንቋ ምረጽ ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ሓምለ 2017

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 28 ነሓሰ ክሳዕ 24 መስከረም 2017 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ፈትዮም ይመጹ—ቱርኪ

ብ2014 ኣብ ቱርኪ ፍሉይ ወፈራ ስብከት ተኻይዱ እዩ። እዚ ወፈራ እዚ ዘድለየ ስለምንታይ እዩ፧ ኣብቲ ወፈራ እተኻፈሉኸ መን እዮም፧

ናይ ሓቂ ሃብቲ ድለ

ብስጋዊ ጥሪትካ ነቲ ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ዕርክነት ከተደልድሎ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

“ምስቶም ዚበኽዩ ብኸዩ”

ሓደ ሰቡ ዝሞቶ ሰብ፡ ብኸመይ ኪጸናናዕ ይኽእል፧ ንስኻኸ ብኸመይ ክትሕግዝ ትኽእል፧

“ንያህ ወድስዎ!”—ስለምንታይ፧

መዝሙር ምዕራፍ 147 ነቲ ንፈጣሪና ኽንውድሶን ከነመስግኖን ዚድርኸና ምኽንያታት ተዘኻኽረና እያ።

“ኣብ ኵሉ ውጥናትካ . . . ኣሳልጦ ይሃብካ”

መንእሰያት ኣብ ህይወቶም እንታይ ኪገብሩ ኸም ዚደልዩ ኺውስኑ ኣለዎም። እዚ ድማ ከቢድ ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ የሆዋ ግና ነቶም ንምኽሩ ዚሰምዑ ይባርኾም እዩ።

ንኣእምሮኻ ኻብ መጥቃዕቲ ተኸላኸለሉ

ሰይጣን ብፕሮፓጋንዳ ተጠቒሙ መጥቃዕቲ ይፍኑ ኣሎ። ነዚ ብኸመይ ክትከላኸሎ ትኽእል፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ሓደ ክርስትያን ንርእሱ ኻብ መጥቃዕቲ ሰብ ኪከላኸል ኢሉ ኸም ሽጉጥ ወይ ጠበንጃ ዝኣመሰለ ኣጽዋር ኪሕዝ ግቡእ ድዩ፧