ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ (ሕታም መጽናዕቲ) ለካቲት 2017

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3-30 ሚያዝያ 2017 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

ዕላማ የሆዋ ኺፍጸም እዩ!

ኣምላኽ ንምድርን ንደቂ ሰብን ዝነበሮ ናይ መጀመርታ ዕላማ እንታይ እዩ ነይሩ፧ እቲ ዘጋጠመ ጸገም እንታይ እዩ፧ መስዋእታዊ በጃ የሱስ፡ ዕላማ የሆዋ ኺፍጸም መገዲ ዝኸፈተ ብኸመይ እዩ፧

በጃ—“ፍጹም ውህበት” ኣቦ

እዚ መለኮታዊ መሰናድዎ እዚ ዜደንቕ ኣጋጣሚታት ከፊቱ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቲ ንዅሎም መስተውዓልቲ ፍጡራት ዚምልከት ኣገዳሲ ጕዳያት እውን ምላሽ ሂቡሉ እዩ።

ታሪኽ ህይወት

ብብዙሕ መገድታት ጸጋ ኣምላኽ ረኺብና

ዳግላስ ገስትን ሜሪ ገስትን ኣብ ካናዳ ፈለምቲ ዀይኖም፡ ኣብ ብራዚልን ፖርቱጋልን ከኣ ሚስዮናውያን ኰይኖም ብምግልጋሎም ጸጋ ኣምላኽ ረኺቦም እዮም።

የሆዋ ንህዝቡ ይመርሖም

ጥንቲ፡ የሆዋ ንህዝቡ ዚመርሑ ሰባት ይጥቀም ነይሩ እዩ። ነዞም ሰባት እዚኦም ይድግፎም ከም ዝነበረ ዚሕብር እንታይ መርትዖ ኣሎ፧

ሎሚ ንህዝቢ ኣምላኽ ዚመርሖም ዘሎ መን እዩ፧

የሱስ ክሳዕ መወዳእታ እዚ ስርዓት እዚ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ኸም ዚኸውን ቃል ኣትዩ እዩ። ሎሚ ንህዝቢ ኣምላኽ ዚመርሖም ዘሎ ብኸመይ እዩ፧

ሕቶታት ካብ ኣንበብቲ

ሃዋርያ ጳውሎስ፡ የሆዋ “ኻብ ዓቕምኹም ንላዕሊ ኽትፍተኑ ኣይሓድገኩምን እዩ” ኢሉ ጽሒፉ እዩ። (1 ቈረ. 10:13) እሞኸ፡ የሆዋ ኣቐዲሙ ዓቕምና ብምግምጋም ክንጾሮ እንኽእል ፈተናታት ጥራይ ክንፍተን ይውስን ድዩ፧

ካብ መዛግብትና

“ኣጸጋምን ነዊሕን መገዲ፡ ዕንቅፋት ኣይኰኖምን”

ኣብ መወዳእታ 1920ታትን ኣብ መጀመርታ 1930ታትን፡ ቀናኣት ፈለምቲ ንብስራት መንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ርሑቕ ከባቢታት ኣውስትራልያ ኼብጽሕዎ ቘሪጾም ነበሩ።