ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! ቍ. 1 2016 | ኣረኣእያኻ ጽልዋ ኣለዎ!

ኣወንታዊ ኣረኣእያ ኻብቲ እትሓስቦ ንላዕሊ ኺጠቕመካ ይኽእል እዩ።

ገበር

ኣረኣእያኻ ጽልዋ ኣለዎ!

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ጥበብ ሕጉስ ክትከውን ኪሕግዘካ ይኽእልዶ፧

ብዛዕባ ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ ትፈልጥ፧

ነዚ ዚስዕብ ሸሞንተ ሕቶታት ተጠቒምካ ርእስኻ መርምር።

ንስድራ ቤት

ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ብኸመይ ከም እተጥሪ

ትርጉም ዘለዎ ዕርክነት ኪህልወካ ዚሕግዘካ ኣርባዕተ ነገራት።

ሃገራትን ህዝብታትን

ናብ ሊክተንሽታይን እተገብረ ምብጻሕ

በጻሕቲ ናብዛ ኣዝያ ንእሽቶ ሃገር ዓመት ምሉእ ኪመጹ ዚስሕቦም እንታይ እዩ፧

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ሰማይ

ኵሎም ቅኑዓት ሰባት ምስ ሞቱ ናብ ሰማይ ይኸዱ ድዮም፧

ተነዲፉ ድዩ፧

ካትልፍሽ ዘለዎ ሕብሪ ናይ ምልውዋጥ ክእለት

መሃንድሳት ነዚ ኽእለት እዚ ቐዲሖም ሓንቲ ኻልኢት ኣብ ዘይትመልእ ግዜ ሕብሪ ኪቕይር ዚኽእል ክዳን ኪሰርሑ ይጽዕሩ ኣለዉ።