ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ንቕሑ! ቍ. 2 2016

መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ መጽሓፍ ጥራይ ድዩ፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ታሪኽ እቲ ልዕሊ ዝዀነ ይኹን መጽሓፍ ብዝበዝሐ ቛንቋታት እተተርጐመን እተሓትመን ዝዀነሉ ምኽንያት ኣሎ።

ገበር

መጽሓፍ ቅዱስ ጽቡቕ መጽሓፍ ጥራይ ድዩ፧

ሰባት መጽሓፍ ቅዱስ ኬንብቡ ወይ ድማ ኪውንኑ ኢሎም ህይወቶም ኣብ ሓደጋ ዜእትዉ ስለምንታይ እዮም፧

ንስድራ ቤት

ውሉድካ ንዕድመ ብጽሕና ኺዋጽኣሉ ምሕጋዝ

ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሓሙሽተ ነጥብታት ነዚ ኣጸጋሚ እዋን ንኽትዋጽኣሉ ቐሊል ኪገብሮ ይኽእል እዩ።

ሓደ ኽኢላ ስነ ድቂ ብዛዕባ እምነቱ ዝገለጾ

ፕሮፌሰር ያን-ደ ሱ ፈለማ ኣብ ፍልቀት እዩ ዚኣምን ነይሩ፣ ጸኒሑ ተመራማሪ ስነ ፍልጠት ምስ ኰነ ግና ኣተሓሳስባኡ ቐየረ።

ርእይቶ መጽሓፍ ቅዱስ

ጭንቀት

ኣወንታዊ ጭንቀት ጠቓሚ ኪኸውን ከሎ፡ ኣሉታዊ ጭንቀት ግና ጐዳኢ እዩ። ንጭንቀት ክትዋጽኣሉ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ውቁባት ማካው

ህይወት እዘን ጽቡቓትን ዜደንቓን ኣዕዋፍ ከመይ ከም ዚመስል እስከ ርአ።

ካብ ከባቢ ዓለም

ኣትኵሮ ኣብ ርክብ

ኣብ ቀረባ ግዜ እተገብረ ምርምር፡ መጽሓፍ ቅዱስ ጥበብ ዝሓዘ መጽሓፍ ምዃኑ የረጋግጽ።