ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

ግምቢ ዘብዐኛ—ሕታም መጽናዕቲ ግንቦት 2017

እዛ ሕታም እዚኣ፡ ካብ 3-30 ሓምለ 2017 ዚጽናዕ ዓንቀጻት መጽናዕቲ ዝሓዘት እያ።

“ጓኖት” ‘ንየሆዋ ብሓጐስ ኬገልግልዎ’ ንሓግዞም

ነቶም ንየሆዋ ዘይፈልጥዎ ስደተኛታት ከመይ ጌርና ነቲ ብስራት ብግቡእ ከነካፍሎም ንኽእል፧

ንደቂ “ጓኖት” ንሓግዞም

ኣብ ዓዲ ጓና እትነብር ወላዲ እንተ ዄንካ፡ ደቅኻ ብዛዕባ የሆዋ ምእንቲ ኺምሃሩ ኸመይ ጌርካ ብሉጽ ኣጋጣሚ ኽትከፍተሎም ትኽእል፧ ካልኦትከ ብኸመይ ኪሕግዙ ይኽእሉ፧

ታሪኽ ህይወት

ጽሙም ክነሰይ፡ ንኻልኦት ክምህር ክኢለ

ዎልተር ማርኪን ጽሙም ክነሱ፡ ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ኣምላኽ ዜሐጕስ ህይወት ነይርዎ።

ፍቕርኻ ኽትዝሕል ኣይትሕደጋ

ገሊኦም ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ክርስትያናት ነታ ቐዳመይቲ ፍቕሮም ሓዲጎምዋ ነይሮም። ንየሆዋ ዘላትና ፍቕሪ ወትሩ ሓያል ከም እትኸውን እንገብር ብኸመይ ኢና፧

“ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧”

ቀዳምነታት ብዛዕባ ምስራዕ፡ የሱስ ንስምኦን ጴጥሮስ ኣገዳሲ ትምህርቲ ሂብዎ እዩ። ሎሚ ነቲ ትምህርቲ እቲ ኽንትግብሮ ንኽእልዶ፧

ጋይዮስ ንኣሕዋቱ ብኸመይ ሓጊዝዎም፧

ጋይዮስ መን እዩ፧ ኣብነቱ ኽንስዕብ እንደሊኸ ስለምንታይ ኢና፧

ቀሊል ናብራ ምንባር ዘለዎ ሓጐስ

ንሓደ ጽምዲ ሰብ ሓዳር ቀሊል ናብራ ኺነብሩ ዝደረኾም እንታይ እዩ፧ ከመይ ገይሮም እዮም ከምኡ ዝገበሩ፧ ውሳነኦም ሓጐስ ዘምጽኣሎም ስለምንታይ እዩ፧

ካብ መዛግብትና

“ካብ ቅድሚኡ ብዝያዳ ቕንኣትን ፍቕርን ኣብ ልብና ሒዝና”

ድሕሪ እቲ ብ1922 እተገብረ ኣኼባ፡ እቶም ተምሃሮ መጽሓፍ ቅዱስ ነቲ፡ “ብዛዕባ እቲ ንጉስን መንግስቱን ኣውጁ” ዚብል ምኽሪ ብኸመይ ተግቢሮምዎ፧