ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

1 ዮሃንስ

1 ዮሃንስ—ትሕዝቶ

  • 1

    • ቃል ህይወት (1-4)

    • ኣብ ብርሃን ተመላሊስና (5-7)

    • ኣድላይነት ምንዛዝ ሓጢኣት (8-10)

  • 2

    • የሱስ፡ ዜተዓርቕ መስዋእቲ (1, 2)

    • ትእዛዛት ኣምላኽ ምሕላው (3-11)

      • ናይ ቀደምን ሓድሽን ትእዛዝ (7, 8)

    • እቲ ጽሑፍ እተጻሕፈሉ ምኽንያት (12-14)

    • ንዓለም ኣይትፍተዉዋ (15-17)

    •  ብዛዕባ ጸረ ክርስቶስ እተዋህበ መጠንቀቕታ (18-29)

  • 3

    • ንሕና ውሉዳት ኣምላኽ ኢና (1-3)

    • ውሉዳት ኣምላኽን ውሉዳት ድያብሎስን (4-12)

      • የሱስ ግብሪ ድያብሎስ ኬጥፍእ እዩ (8)

    • ንሓድሕድኩም ተፋቐሩ (13-18)

    • ኣምላኽ ካብ ልብና ይዓቢ (19-24)

  • 4

    • ብድራኸ መንፈስ ንዚዝረብ ዘረባታት ምምርማሩ (1-6)

    • ንኣምላኽ ምፍላጡን ምፍቃሩን (7-21)

      • “ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ” (8, 16)

      • ኣብ ፍቕርስ ፍርሂ የልቦን (18)

  • 5

    • ብየሱስ ዚኣምን ንዓለም ይስዕራ (1-12)

      • ፍቕሪ ኣምላኽ እንታይ ማለት ምዃኑ (3)

    • ብሓይሊ ጸሎት ምትእምማን (13-17)

    • ካብታ እክይቲ ዓለም ተሓለዉ (18-21)

      • ብዘላ ዓለም ኣብ ትሕቲ ቝጽጽር እቲ እኩይ እያ (19)