ጸፎንያስ ምዕራፋት 1 2 3 ትሕዝቶ 1 መዓልቲ ፍርዲ የሆዋ ቐሪባ እያ (1-18) መዓልቲ የሆዋ ቐልጢፋ ትቐርብ ኣላ (14) ብሩርን ወርቅን ኬድሕን ኣይክእልን (18) 2 መዓልቲ ቝጥዓኡ ኸይመጸት፡ ንየሆዋ ድለይዎ (1-3) ጽድቂ ድለዩ፡ ዓቕሊ ድለዩ (3) ‘ምናልባት ትሕብኡ ትዀኑ’ (3) ኣብቶም ኣብ ዙርያ ዘለዉ ኣህዛብ እተፈርደ ፍርዲ (4-15) 3 የሩሳሌም፡ እታ ዓላዊትን ብልሽውትን ከተማ (1-7) ፍርድን ምምላስን (8-20) ናብ ጽሩይ ቋንቋ ዚግበር ለውጢ (9) ትሑትን ምቕሉልን ህዝቢ ኺድሕን እዩ (12) የሆዋ ብጽዮን ኪፍሳህ እዩ (17) ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም ጸፎንያስ—ትሕዝቶ ትግርኛ ጸፎንያስ—ትሕዝቶ