ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት | መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ዘሁልቍ

ምዕራፋት

ትሕዝቶ

  • 1

    • ሰብኡት ኣብ ሰራዊት ተመዝገቡ (1-46)

    • ሌዋውያን ኣብ ሰራዊት ኣይተመዝገቡን (47-51)

    • ስርዓታዊ ኣሰፋፍራ (52-54)

  • 2

    • በብጕጅለ ሰለስተ ነገድ እተወደበ ሰፈር (1-34)

      • ጕጅለ ይሁዳ ብምብራቕ ሰፈረ (3-9)

      • ጕጅለ ሮቤል ብደቡብ ሰፈረ (10-16)

      • ሰፈር ሌዊ ኣብ ማእከል ኰነ (17)

      • ጕጅለ ኤፍሬም ብምዕራብ ሰፈረ (18-24)

      • ጕጅለ ዳን ብሰሜን ሰፈረ (25-31)

      • ድምር እተመዝገቡ ሰብኡት (32-34)

  • 3

    • ደቂ ኣሮን (1-4)

    • ሌዋውያን ኬገልግሉ ተሓርዩ (5-39)

    • ምብጃው በዅራት (40-51)

  • 4

    • ኣገልግሎት ቀሃታውያን (1-20)

    • ኣገልግሎት ጌርሾናውያን (21-28)

    • ኣገልግሎት መራራውያን (29-33)

    • ክለሳ እቲ ቘጸራ (34-49)

  • 5

    • ንርኹስ ምውሻብ (1-4)

    • ኑዛዘን ካሕሳን (5-10)

    • ብዝሙት ንእተጠርጠረት ብማይ ምፍታን (11-31)

  • 6

    • መብጽዓ ናዝራውነት (1-21)

    • ካህናት ዚባርኽዎ በረኸት (22-27)

  • 7

    • ንመመረቕታ ማሕደር ዝቐረበ መባእ (1-89)

  • 8

    • ኣሮን ሸውዓተ ቐንዴል ኣብርሀ (1-4)

    • ሌዋውያን ነጽሁ፣ ኬገልግሉ ጀመሩ (5-22)

    • ኣብ ኣገልግሎት ሌዋውያን እተገብረ ቐይዲ ዕድመ (23-26)

  • 9

    • መሰናድዎ ድሒሩ ዚግበር ፋስጋ (1-14)

    • ደበናን ሓውን ኣብ ልዕሊ ማሕደር (15-23)

  • 10

    • መለኸታት ብሩር (1-10)

    • ንቕሎ ኻብ ሲና (11-13)

    • ስርዓት ጕዕዞ (14-28)

    • ሖባብ ንእስራኤል ኪመርሕ ተሓትተ (29-34)

    • ኪነቕሉ ኸለዉ፡ ሙሴ ዚጽልዮ ዝነበረ ጸሎት (35, 36)

  • 11

    • ብሰንኪ ምጕርምራሞም፡ ሓዊ ኻብ ኣምላኽ ወረደ (1-3)

    • እቲ ህዝቢ ስጋ ደልዩ በኸየ (4-9)

    • ሙሴ ዘይብቑዕ ኰይኑ ተሰምዖ (10-15)

    • የሆዋ ን70 ዓበይቲ፡ መንፈሱ ሃበ (16-25)

    • ኤልዳድን ሜዳድን፣ እያሱ ስለ ሙሴ ቐንአ (26-30)

    • ብርኒጎ ተሰድዳ፣ ህዝቢ ብሰንኪ ስስዐ ተቐጽዐ (31-35)

  • 12

    • ሚርያምን ኣሮንን ንሙሴ ተጻረርዎ (1-3)

      • ሙሴ፡ ካብ ኵሉ ሰብ ዓቃል (3)

    • የሆዋ ንሙሴ ተማጐተሉ (4-8)

    • ሚርያም ብደዌ ተወቕዐት (9-16)

  • 13

    • ናብ ከነኣን እተላእኩ 12 ሰለይቲ (1-24)

    • ዓሰርተ ሰለይቲ ሕማቕ ወረ ኣምጽኡ (25-33)

  • 14

    • እቲ ህዝቢ ናብ ግብጺ ኺምለስ ደለየ (1-10)

      • ጽቡቕ ወረ እያሱን ካሌብን (6-9)

    • የሆዋ ተቘጥዐ፣ ሙሴ ለመነ (11-19)

    • መቕጻዕቲ፦ 40 ዓመት ኣብ በረኻ (20-38)

    • ደቂ እስራኤል ብኣማሌቃውያን ተሳዕሩ (39-45)

  • 15

    • ሕጊ መስዋእቲ (1-21)

      • ንደቂ ዓድን ንስደተኛታትን ሓደ ሕጊ (15, 16)

    • መስዋእቲ እቲ ብዘይፍላጥ ዚግበር ሓጢኣት (22-29)

    • መቕጻዕቲ እቲ ብፍላጥ ዚግበር በደል (30, 31)

    • ሰንበት ዝጠሓሰ ተቐትለ (32-36)

    • ኣብ ወሰን ክዳውንቲ ዘፈር ይገበር (37-41)

  • 16

    • ዕልወት ቆራሕን ዳታንን ኣቢራምን (1-19)

    • ፍርዲ ኣብቶም ዓለወኛታት (20-50)

  • 17

    • ዝጠጥዐት በትሪ ኣሮን ምልክት ኰነት (1-13)

  • 18

    • ዕዮ ኻህናትን ሌዋውያንን (1-7)

    • እጃም ካህናት (8-19)

      • ኪዳን ጨው (19)

    • ሌዋውያን ዕሽር ከም ዚቕበሉን ከም ዚህቡን (20-32)

  • 19

    • ጣላ ላምን ዜንጽህ ማይን (1-22)

  • 20

    • ሚርያም ኣብ ቃዴስ ሞተት (1)

    • ሙሴ ኸውሒ ወቕዐን ሓጥአን (2-13)

    • ኤዶም ንደቂ እስራኤል ምሕላፍ ከልኦም (14-21)

    • ሞት ኣሮን (22-29)

  •  21

    • ንጉስ ዓራድ ተሳዕረ (1-3)

    • ተመን ነሓሲ (4-9)

    • ደቂ እስራኤል ብሞኣብ ዞሩ (10-20)

    • ሲሆን ንጉስ ኣሞራውያን ተሳዕረ (21-30)

    • ዖግ ንጉስ ኣሞራውያን ተሳዕረ (31-35)

  • 22

    • ባላቅ ንበላዓም ቈጸሮ (1-21)

    • ኣድጊ በላዓም ተዛረበት (22-41)

  • 23

    • ቀዳማይ ምስላ በላዓም (1-12)

    • ካልኣይ ምስላ በላዓም (13-30)

  • 24

    • ሳልሳይ ምስላ በላዓም (1-11)

    • ራብዓይ ምስላ በላዓም (12-25)

  • 25

    • እስራኤል ብኣዋልድ ሞኣብ ሓጥአ (1-5)

    • ፊንሃስ ስጕምቲ ወሰደ (6-18)

  • 26

    • ነገዳት እስራኤል ካልኣይ ሳዕ ተቘጽሩ (1-65)

  • 27

    • ኣዋልድ ጸሎፍሓድ (1-11)

    • እያሱ ንሙሴ ኺትክኦ ተመዘዘ (12-23)

  • 28

    • ስርዓት እተፈላለየ መስዋእቲ (1-31)

      • መዓልታዊ መስዋእቲ (1-8)

      • መስዋእቲ ሰንበት (9, 10)

      • ወርሓዊ መስዋእቲ (11-15)

      • መስዋእቲ ፋስጋ (16-25)

      • መስዋእቲ በዓል ሰሙናት (26-31)

  • 29

    • ስርዓት እተፈላለየ መስዋእቲ (1-40)

      • መዓልቲ ደሃይ መለኸት (1-6)

      • መዓልቲ ዕርቂ (7-11)

      • በዓል ዳስ (12-38)

  • 30

    • ሰብ ዚኣትዎ መብጽዓ (1, 2)

    • ኣንስትን ኣዋልድን ዚኣትዋኦ መብጽዓ (3-16)

  • 31

    • ንሚድያን ሕነ ምፍዳይ (1-12)

      • በላዓም ተቐትለ (8)

    • ትእዛዝ ብዛዕባ ኣብ ውግእ እተዘምተ (13-54)

  • 32

    • ሰፈራት ብምብራቕ ዮርዳኖስ (1-42)

  • 33

    • ደቂ እስራኤል ኣብ በረኻ እተጓዕዝዎ ጕዕዞ (1-49)

    • ከነኣን ንምሓዝ እተዋህበ ትእዛዝ (50-56)

  • 34

    • ዶባት ከነኣን (1-15)

    • ነታ ምድሪ ኺመቕሉ እተመዘዙ ሰባት (16-29)

  • 35

    • ከተማታት ሌዋውያን (1-8)

    • ከተማታት ዕቝባ (9-34)

  • 36

    • ወረስቲ ንዝዀና ኣዋልድ እተዋህበ ሕጊ መርዓ (1-13)