ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

መዝሙር 150:1-6

ትሕዝቶ

  • ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ፡ ንያህ ይወድሶ

    • ሃሌሉያ! (1, 6)

150  ንያህ ወድስዎ!*+ ንኣምላኽ ኣብ መቕደሱ ወድስዎ።+ ኣብ ጠፈር ብርታዐኡ* ወድስዎ።+   ስለቲ ግብርታት ሓይሉ ወድስዎ።+ ስለቲ ብሉጽ ዕቤቱ ወድስዎ።+   ብደሃይ መለኸት+ ወድስዎ። ብበገናን ብመሰንቆን*+ ወድስዎ።   ብኸበሮን+ ብሳዕስዒት ክብን ወድስዎ። ብኣውታርን+ ብሻምብቆን*+ ወድስዎ።   ጭልጭል ብዚብል ጸናጽል ሸሓኒ ወድስዎ። ሽዋሕ ብዚብል ጸናጽል ሸሓኒ+ ወድስዎ።   ትንፋስ ዘለዎ ዅሉ፡ ንያህ ይወድሶ። ንያህ ወድስዎ!*+

እግረ ጽሑፍ

ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።
ወይ፡ “ኣብቲ ንብርታዐኡ ዚምስክር ሰማይ።”
ወይ፡ “ብኽራርን።”
ወይ፡ “ብእምብልታ።”
ወይ፡ “ሃሌሉያ!” ወይ ከኣ፡ “ሃሌሉያህ!” ያህ ኣሕጽሮት ስም የሆዋ እዩ።