ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

መዝሙር 134:1-3

ትሕዝቶ

  • ብለይቲ ንየሆዋ ምውዳስ

    • “ኣእዳውኩም ብቕድስና ኣልዕሉ” (2)

መዝሙር ምድያብ። 134  ኵልኹም ገላዉ የሆዋ፡+ ኣቱም ብለይቲ ኣብ ቤት የሆዋ እትቘሙ፡+ ንየሆዋ ወድስዎ።   ኣእዳውኩም ብቕድስና* ኣልዕሉ፡+ ንየሆዋ ኸኣ ወድስዎ።   እቲ ሰማይን ምድርን ዝገበረ የሆዋ፡ ካብ ጽዮን ይባርኽካ።

እግረ ጽሑፍ

ወይ፡ “ኣብ መቕደስ” ኪኸውን ይኽእል።