ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት | መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

መዝሙር 133:1-3

ትሕዝቶ

  • ብሓድነት ሓቢርካ ምቕማጥ

    • ከምቲ ኣብ ርእሲ ኣሮን ዚፈስስ ዘይቲ (2)

    • ከም ኣውሊ ሄርሞን (3)

መዝሙር ምድያብ። ናይ ዳዊት። 133  እንሆ፡ ኣሕዋት ብሓድነት ሓቢሮም ኪቕመጡስ፡ክንደይ ሰናይን ባህ ዜብልን እዩ!+   ከምቲ ኣብ ርእሲ ዝፈሰሰ እሞ፡ናብ ጭሕሚ፡ናብ ጭሕሚ ኣሮን ዚወርድ፡ናብ ክሳድ ክዳኑ ድማ ዚወርድ ጽቡቕ ዘይቲ እዩ።+   ከምቲ ኣብ ኣኽራን ጽዮን ዚወርድ+ኣውሊ ሄርሞን እዩ።+ ኣብኡ ኸኣ የሆዋ በረኸቱ፡ናይ ዘለኣለም ህይወት፡ ኣዚዙ እዩ።

እግረ ጽሑፍ