ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

መዝሙር 131:1-3

ትሕዝቶ

  • ጡብ ከም ዝሓደገ ሕጻን ዕጉብ እየ

    • እምብዛ ዓብዪ ነገር ኣይተመነኹን (1)

መዝሙር ምድያብ። ናይ ዳዊት። 131  ኦ የሆዋ፡ ልበይ ዕቡይ ኣይኰነን፣ ኣዒንተይ ከኣ ልዑላት ኣይኰናን፣+ እምብዛ ዓብዪ ነገር ወይ ልዕሊ ዓቕመይ ኣይተመነኹን።+   የግዳስ፡ ንነፍሰይ* ኣህዳእክዋ፡ ስቕ እውን ኣበልክዋ፣+ ምስ ኣዲኡ ኸም ዘሎ ጡብ ዝሓደገ ሕጻን ገበርክዋ፣ ጡብ ከም ዝሓደገ ሕጻን ዕጉብ እየ።*   ካብ ሕጂ ንዘለኣለም፡ እስራኤል ንየሆዋ ይጸበዮ።+

እግረ ጽሑፍ

ወይ፡ “ንርእሰይ።” ኣብ ማህደረ ቓላት ርአ።
ወይ፡ “ነፍሰይ፡ ጡብ ከም ዝሓደገ ሕጻን ዕግብቲ እያ።”