ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

መዝሙር 127:1-5

ትሕዝቶ

  • ብዘይ ኣምላኽ፡ ኵሉ ኸንቱ እዩ

    • “የሆዋ ንቤት እንተ ዘይሃነጻ” (1)

    • ውሉዳት፡ ካብ ኣምላኽ ዚውሃቡ ዓስቢ (3)

መዝሙር ምድያብ። ናይ ሰሎሞን። 127  የሆዋ ንቤት እንተ ዘይሃኒጽዋ፡ ሃነጽቲ ንኸንቱ ይጽዕሩላ።+ የሆዋ ንኸተማ እንተ ዘይሓልይዋ፡+ ሓላዊ ንኸንቱ ይነቅሕ።   ኣንጊህኩም ምትንሳእኩም፡ ኣምሲኹም ምድቃስኩም፡ ንእንጌራ ምጽዓርኩም ከንቱ እዩ፣ ንሱስ ንፍቑራቱ ድቃስ ሂብዎም ከሎ እውን ይናብዮም እዩ።+   እንሆ፡ ውሉዳት ካብ የሆዋ እተዋህቡ ርስቲ እዮም፣+ ፍረ ኸርሲ ኸኣ ዓስቢ እዩ።+   ከምቲ ኣብ ኢድ ጅግና ዘሎ ፍላጻታት፡ ውሉዳት ንእስነት ከምኡ እዮም።+   ጕልድባኡ ብኣታቶም ዝመልአ ሰብኣይ ሕጉስ እዩ።+ ኣብ ኣፍ ደገ ኸተማ ምስ ጸላእቲ ኺዛረቡ እዮም እሞ፡ ኣይኪሓፍሩን እዮም።

እግረ ጽሑፍ