ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

መዝሙር 114:1-8

ትሕዝቶ

  • እስራኤል ካብ ግብጺ ወጸ

    • ባሕሪ ሃደመት (5)

    • ኣኽራን ከም ደዓውል ተሰራሰሩ (6)

    • ከውሒ ኣዝሒት ናብ ዓይኒ ማይ ተለወጠ (8)

114  እስራኤል ካብ ግብጺ፡ ቤት ያእቆብ ካብቲ ኻልእ ቋንቋ ዚዛረብ ህዝቢ ምስ ወጸ፡+   ይሁዳ መቕደሱ፡ እስራኤል ግዝኣቱ ዀነ።+   ባሕሪ ርእያቶ ሃደመት፣+ ዮርዳኖስ ንድሕሪት ተመልሰ።+   ኣኽራን ከም ደዓውል፡ ኵርባታት ከም ዕያውቲ ተሰራሰሩ።+   ኦ ባሕሪ፡ እንታይ ኣህዲሙኪ፧+ ኦ ዮርዳኖስከ፡ ስለምንታይ ንድሕሪት ተመሊስካ፧+   ኦ ኣኽራን፡ ከም ደዓውል፡ ኦ ኵርባታትከ፡ ከም ዕያውቲ እተሰራሰርኩም ስለምንታይ ኢኹም፧   ኦ ምድሪ፡ ኣብ ቅድሚ ጐይታና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ያእቆብ ራዕራዕ በሊ፣+   ንሱ ንኸውሒ፡ ሻምብቆ ናብ ዝመልኦ ራህያታት ማይ፡ ንኸውሒ ኣዝሒት ድማ ናብ ዓይኒ ማያት ይልውጦ።+

እግረ ጽሑፍ