ዚርከበሉ ኣገባብ ኣዐሪ

ቋንቋ ምረጽ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት

መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

ሉቃስ

ሉቃስ—ትሕዝቶ

  • 1

    • ናብ ቴዎፍሎስ እተጻሕፈ (1-4)

    • ገብርኤል ብዛዕባ ልደት ዮሃንስ መጥምቕ ተነበየ (5-25)

    • ገብርኤል ብዛዕባ ልደት የሱስ ተነበየ (26-38)

    • ማርያም ንኤልሳቤጥ በጽሓታ (39-45)

    • ማርያም ንየሆዋ ወደሰቶ (46-56)

    • ልደት ዮሃንስን ብኸመይ ከም እተሰምየን (57-66)

    • ዘካርያስ እተነበዮ ትንቢት (67-80)

  • 2

    • ልደት የሱስ (1-7)

    • መላእኽቲ ንጓሶት ተራእይዎም (8-20)

    • ግዝረትን ምንጻህን (21-24)

    • ስምኦን ንክርስቶስ ረኣዮ (25-35)

    • ሃና ብዛዕባ እቲ ሕጻን ተዛረበት (36-38)

    • ናብ ናዝሬት ተመልሱ (39, 40)

    • የሱስ ወዲ 12 ዓመት ከሎ፡ ኣብ ቤተ መቕደስ (41-52)

  • 3

    • ዮሃንስ ዕዮኡ ዝጀመረሉ ግዜ (1, 2)

    • ዮሃንስ ጥምቀት ሰበኸ (3-20)

    • ጥምቀት የሱስ (21, 22)

    • ወለዶ የሱስ ክርስቶስ (23-38)

  • 4

    • ድያብሎስ ንየሱስ ፈተኖ (1-13)

    • የሱስ ኣብ ገሊላ ኺሰብኽ ጀመረ (14, 15)

    • የሱስ ኣብ ናዝሬት ተቐባልነት ኣይረኸበን (16-30)

    • ኣብ ቅፍርናሆም ኣብ እትርከብ ምኵራብ (31-37)

    • ሓማት ስምኦንን ካልኦትን ሓወዩ (38-41)

    • ህዝቢ ንየሱስ ኣብ ጽምዊ ቦታ ረኸብዎ (42-44)

  • 5

    • ተኣምራዊ ምሓዝ ዓሳ፣ ቀዳሞት ደቀ መዛሙርቲ (1-11)

    • ሓደ ድዉይ ሓወየ (12-16)

    • የሱስ ንሓደ ልሙስ ኣሕወዮ (17-26)

    • የሱስ ንሌዊ ጸውዖ (27-32)

    • ብዛዕባ ጾም ዝቐረበ ሕቶ (33-39)

  • 6

    • የሱስ፡ “ጐይታ ሰንበት” (1-5)

    • ኢዱ ዝነቐጸት ሰብኣይ ሓወየ (6-11)

    • እቶም 12 ሃዋርያት (12-16)

    • የሱስ መሃረን ኣሕወየን (17-19)

    • ሕጉሳት ዚዀኑን ወይለኦም እተባህሉን (20-26)

    • ጸላእትኹም ኣፍቅሩ (27-36)

    • ኣይትፍረዱ (37-42)

    • ብፍሪኡ ይፍለጥ (43-45)

    •  ጽቡቕ እተሃንጸት ቤት፣ ብዘይ ድልዱል መሰረት እተሃንጸት ቤት (46-49)

  • 7

    • እምነት ሓደ ሓለቓ ሚእቲ (1-10)

    • የሱስ ኣብ ናይን ወዲ መበለት ኣተንስአ (11-17)

    • ዮሃንስ መጥምቕ ተወደሰ (18-30)

    • ዘይሰምዕ ወለዶ ተዀነነ (31-35)

    • ሓጥእ ሰበይቲ ይቕረ ተባህለላ (36-50)

      • ምሳሌ እቶም ሰብ ዕዳ (41-43)

  • 8

    • ንየሱስ ዜሰንያኦ ዝነበራ ኣንስቲ (1-3)

    • ምሳሌ እቲ ዘራኢ (4-8)

    • ስለምንታይ የሱስ ብምሳሌታት ከም እተዛረበ (9, 10)

    • ምሳሌ እቲ ዘራኢ ተገልጸት (11-15)

    • መብራህቲ ኪኽደን የብሉን (16-18)

    • ኣደን ኣሕዋትን የሱስ (19-21)

    • የሱስ፡ ማዕበል ኣህድአ (22-25)

    • የሱስ ንኣጋንንቲ ናብ ሓሰማታት ሰደዶም (26-39)

    • ጓል ያኢሮስ፣ ሓንቲ ሰበይቲ ኽዳን የሱስ ተንከየት (40-56)

  • 9

    • ነቶም ዓሰርተው ክልተ ብዛዕባ ኣገልግሎት ትእዛዝ ተዋህቦም (1-6)

    • ሄሮድስ ብየሱስ ደንጸዎ (7-9)

    • የሱስ ን5,000 መገበ (10-17)

    • ጴጥሮስ፡ ‘ንስኻ ክርስቶስ ኢኻ’ በለ (18-20)

    • የሱስ ከም ዚመውት ነገሮም (21, 22)

    • ናይ ሓቂ ወደ መዝሙር ዚገብሮ ነገር (23-27)

    • ምልዋጥ የሱስ (28-36)

    • ጋኔን ዝሓዞ ወዲ ሓወየ (37-43ሀ)

    • የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (43ለ-45)

    • ደቀ መዛሙርቲ መኖም ከም ዚዓቢ ተኻትዑ (46-48)

    • ዘይጻረረና ዘበለ ምሳና እዩ (49, 50)

    • ነበርቲ ሓንቲ ቝሸት ሳምራውያን ንየሱስ ኣይተቐበልዎን (51-56)

    • ንየሱስ ዚስዕቦ ሰብ ኪገብሮ ዚግባእ ነገር (57-62)

  • 10

    • የሱስ፡ 70 ደቀ መዛሙርቲ ለኣኸ (1-12)

    • ዘይንስሓ ኸተማታት ወይለአን (13-16)

    • እቶም 70 ተመልሱ (17-20)

    • የሱስ ንኣቦኡ፡ ንትሑታት ሞገስ ስለ ዝሃቦም፡ ወደሶ (21-24)

    • ምሳሌ እቲ ሕያዋይ ሳምራዊ (25-37)

    • የሱስ ንማርታን ንማርያምን በጽሐን (38-42)

  • 11

    • ከመይ ከም ዚጽለ (1-13)

      • ኣብነት እትኸውን ጸሎት (2-4)

    • ኣጋንንቲ ብኣጻብዕ ኣምላኽ ወጹ (14-23)

    • ርኹስ መንፈስ ምስ ተመልሰ (24-26)

    • ናይ ሓቂ ሓጐስ (27, 28)

    • ትእምርቲ ዮናስ (29-32)

    • መብራህቲ ሰብነት (33-36)

    • እቶም ግቡዛት ሃይማኖተኛታት ወይለኦም (37-54)

  • 12

    • ማይ ብሑቝ ፈሪሳውያን (1-3)

    • ንሰባት ዘይኰነስ፡ ንኣምላኽ ፍርህዎ (4-7)

    • ምስ ክርስቶስ ሓድነት ከም ዘለዎ ዚእመን (8-12)

    • ምሳሌ እቲ ዓሻ ሃብታም (13-21)

    • ኣይትጨነቑ (22-34)

      • ሒደት መጓሰ (32)

    • ንቕሓት (35-40)

    • እቲ እሙን መጋብን ዘይእሙን መጋብን (41-48)

    • ሰላም ዘይኰነስ፡ ፍልልይ (49-53)

    • ግዜያት ከመይ ከም ዚምርመር ምፍላጥ (54-56)

    • ምስ መባእስቲ ምትዕራቕ (57-59)

  • 13

    • እንተ ዘይተነሲሕኩም፡ ክትጠፍኡ ኢኹም (1-5)

    • ምሳሌ እታ ዘይትፈሪ ኦም በለስ (6-9)

    • ዝጐበጠት ሰበይቲ ብሰንበት ሓወየት (10-17)

    • ምሳሌታት ፍረ ኣድርን ማይ ብሑቝን (18-21)

    • በታ ጸባብ ኣፍ ደገ ንምእታው ተጋደሉ (22-30)

    • ሄሮድስ፡ “ወኻርያ” (31-33)

    • የሱስ ንየሩሳሌም ኣልቀሰላ (34, 35)

  • 14

    • ኣካላቱ ዝሓበጠ ሰብኣይ ብሰንበት ሓወየ (1-6)

    • ትሑት ዕዱም ኩን (7-11)

    • ኪፈድዩኻ ንዘይክእሉ ዓድም (12-14)

    • ምሳሌ እቶም ዘመኻነዩ ዕዱማት (15-24)

    • ወደ መዝሙር ምዃን ዜኽፍሎ ዋጋ (25-33)

    • መቐረቱ ዘጥፍአ ጨው (34, 35)

  • 15

    • ምሳሌ እታ ዝጠፍአት በጊዕ (1-7)

    • ምሳሌ እታ ዝጠፍአት ሰልዲ (8-10)

    • ምሳሌ እቲ ዝጠፍአ ወዲ (11-32)

  • 16

    • ምሳሌ እቲ ዓማጺ ኣመሓዳሪ ቤት (1-13)

      • “ብንእሽቶ እሙን ዝዀነ፡ ብብዙሕ እውን እሙን እዩ” (10)

    • ሕግን መንግስቲ ኣምላኽን (14-18)

    • ምሳሌ እቲ ሃብታም ሰብኣይን ኣልኣዛርን (19-31)

  •  17

    • መዐንቀፊ፡ ሕድገት በደል፡ እምነት (1-6)

    • ዘይንጠቅም ባሮት (7-10)

    • ዓሰርተ ድዉያት ሓውዮም (11-19)

    • ምምጻእ መንግስቲ ኣምላኽ (20-37)

      • መንግስቲ ኣምላኽ “ኣብ ማእከልኩም” (21)

      • “ንሰበይቲ ሎጥ ዘክርዋ” (32)

  • 18

    • ምሳሌ እታ ዘይትሕለል መበለት (1-8)

    • ፈሪሳውን ኣካብ ቀረጽን (9-14)

    • የሱስን ቈልዑን (15-17)

    • ሓደ ሃብታም ገዛኢ ዘቕረቦ ሕቶ (18-30)

    • የሱስ ከም ዚመውት መሊሱ ነገሮም (31-34)

    • ሓደ ዕዉር ለማኒ ኽርኢ ኽኣለ (35-43)

  • 19

    • የሱስ ንዘኬዎስ በጽሖ (1-10)

    • ምሳሌ እተን ዓሰርተ ምና (11-27)

    • የሱስ ብዓጀባ ኣተወ (28-40)

    • የሱስ ንየሩሳሌም በኸየላ (41-44)

    • የሱስ ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ (45-48)

  • 20

    • ንስልጣን የሱስ ብድሆ ቐረበሉ (1-8)

    • ምሳሌ እቶም ቀተልቲ ዝዀኑ ሓረስቶት (9-19)

    • ኣምላኽን ቄሳርን (20-26)

    • ብዛዕባ ትንሳኤ ዝቐረበ ሕቶ (27-40)

    • ክርስቶስ ወዲ ዳዊት ድዩ፧ (41-44)

    • ካብ ጸሓፍቲ ተጠንቀቑ (45-47)

  • 21

    • ድኻ መበለት ዘውደቐተን ክልተ ሰናቲም (1-4)

    • ምልክት እቲ ዚመጽእ (5-36)

      • ውግእ፡ ብርቱዕ ምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ለበዳ፡ ጥሜት (10, 11)

      • የሩሳሌም ብሰራዊት ምስ ተኸብበት (20)

      • ምዱብ ግዜያት ኣህዛብ (24)

      • ምምጻእ ወዲ ሰብ (27)

      • ምሳሌ እታ ኦም በለስ (29-33)

      • ንቕሑ (34-36)

    • የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ መሃረ (37, 38)

  • 22

    • ካህናት ንየሱስ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ (1-6)

    • ንናይ መወዳእታ ፋስጋ እተገብረ ምድላዋት (7-13)

    • ምቛም ድራር ጐይታ (14-20)

    • ‘ኢድ እቲ ኣሕሊፉ ዚህበኒ፡ ኣብ መኣዲ ምሳይ እንሃ’ (21-23)

    • መኖም ከም ዚዓቢ እተላዕለ ብርቱዕ ክርክር (24-27)

    • የሱስ ዝኣተዎ ኺዳን መንግስቲ (28-30)

    • ጴጥሮስ ከም ዚኽሕድ ተነግረ (31-34)

    • ኪዳለዉ ኸም ዚግባእ ተነግሮም፣ ክልተ ሰይፊ (35-38)

    • የሱስ ኣብ ደብረ ዘይቲ ዝጸለዮ ጸሎት (39-46)

    • የሱስ ተታሕዘ (47-53)

    • ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ (54-62)

    • ንየሱስ ኣላገጹሉ (63-65)

    • ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ እተገብረ መስርሕ ፍርዲ (66-71)

  • 23

    • የሱስ ኣብ ቅድሚ ጲላጦስን ሄሮድስን (1-25)

    • የሱስን ክልተ ገበነኛታትን ተሰቕሉ (26-43)

      • “ምሳይ ኣብ ገነት ክትከውን ኢኻ” (43)

    • ሞት የሱስ (44-49)

    • የሱስ ተቐብረ (50-56)

  • 24

    • የሱስ ተንስአ (1-12)

    • ናብ ኤማሁስ ኣብ እትወስድ መገዲ (13-35)

    • የሱስ ንደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም (36-49)

    • የሱስ ናብ ሰማይ ዓረገ (50-53)