ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት | መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

 ለ12-ሀ

የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (1ይ ክፋል)

ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

8 ኒሳን (ሰንበት)

ጸሓይ ዕራርቦ (መዓልቲ ኣይሁድ ኣብ ጸሓይ ዕራርቦ ይጅምርን ይውድእን)

  • ቅድሚ ፋስጋ ሽዱሽተ መዓልቲ ኣቐዲሙ ኣብ ቢታንያ በጽሐ

ጸሓይ ብራቕ

ጸሓይ ዕራርቦ

 9 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

  • ምስ ስምኦን እቲ ድዉይ ተመገበ

  • ማርያም ንየሱስ ናርዶስ ቀብኣቶ

  • ኣይሁድ ንየሱስን ንኣልኣዛርን ኪርእይዎም መጹ

ጸሓይ ብራቕ

  • ብዓጀባ ናብ የሩሳሌም ኣተወ

  • ኣብ ቤተ መቕደስ መሃረ

ጸሓይ ዕራርቦ

10 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

  • ኣብ ቢታንያ ሓደረ

ጸሓይ ብራቕ

  • ኣንጊሁ ናብ የሩሳሌም ከደ

  • ነታ ቤተ መቕደስ ኣጽረያ

  • የሆዋ ኻብ ሰማይ ተዛረበ

ጸሓይ ዕራርቦ

11 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

ጸሓይ ብራቕ

  • ኣብ ቤተ መቕደስ ብምሳሌታት መሃረ

  • ንፈሪሳውያን ኰነኖም

  • መባእ ሓንቲ መበለት ኣስተብሃለ

  • ኣብ ደብረ ዘይቲ ብዛዕባ ጥፍኣት የሩሳሌም ተነበየን ምልክት እቲ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ሃበን

ጸሓይ ዕራርቦ