ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ተወሳኺ ዝርዝር ኪድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናይ የሆዋ መሰኻኽር

ትግርኛ

መጽሓፍ ቅዱስ ኢንተርነት | መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም

 ለ12-ለ

የሱስ ኣብ ምድሪ ዝነበረሉ ናይ መወዳእታ ሰሙን (2ይ ክፋል)

ኣርኢ
ጽሑፍ
ስእሊ

12 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ (መዓልቲ ኣይሁድ ኣብ ጸሓይ ዕራርቦ ይጅምርን ይውድእን)

ጸሓይ ብራቕ

  • ምስ ደቀ መዛሙርቱ ህድእቲ መዓልቲ ኣሕለፈ

  • ይሁዳ ኣሕሊፉ ኺህቦ ተወዓዓለ

ጸሓይ ዕራርቦ

13 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

ጸሓይ ብራቕ

  • ጴጥሮስን ዮሃንስን ንፋስጋ ዚኸውን ኣዳለዉ

  • የሱስን ዝተረፉ ሃዋርያቱን ኣጋ ምሸት ናብቲ ቦታ በጽሑ

ጸሓይ ዕራርቦ

14 ኒሳን

 ጸሓይ ዕራርቦ

  • ምስ ሃዋርያቱ ፋስጋ በልዐ

  • ኣእጋር ሃዋርያቱ ሓጸበ

  • ንይሁዳ ሰጐጎ

  • ድራር ጐይታ ሰርዐ

  • ኣብ ስፍራ ኣታኽልቲ ጌተሴማኔ ኣሕሊፍካ ተዋህበን ተታሕዘን

  • ሃዋርያት ሃደሙ

  • ኣብ ቤት ቀያፋ በቲ ዋዕላ ተመርመረ

  • ጴጥሮስ ንየሱስ ከሓዶ

ጸሓይ ብራቕ

  • ከም ብሓድሽ ኣብ ቅድሚ እቲ ዋዕላ ቘመ

  • ናብ ጲላጦስ፡ ደሓር ናብ ሄሮድስ፡ ከም ብሓድሽ ከኣ ናብ ጲላጦስ ተወስደ

  • ሞት ተፈሪድዎ ኣብ ጐልጎታ ተሰቕለ

  • ሰዓት ሰለስተ ድሕሪ ቐትሪ ኣቢሉ ሞተ

  • ሬሳኡ ኣውሪዶም ቀበርዎ

ጸሓይ ዕራርቦ

15 ኒሳን (ሰንበት)

ጸሓይ ዕራርቦ

ጸሓይ ብራቕ

  • ጲላጦስ መቓብር የሱስ ብሓለውቲ ኺሕሎ ተሰማምዐ

ጸሓይ ዕራርቦ

16 ኒሳን

ጸሓይ ዕራርቦ

  • ንስርዓት ቀብሪ ዚኸውን ተወሳኺ ሽቱ ተዓደገ

ጸሓይ ብራቕ

  • ተንስአ

  • ንደቀ መዛሙርቱ ተራእዮም

ጸሓይ ዕራርቦ